Fana: At a Speed of Life!

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ዘቲዮም። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንዓርከይ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ንሓዱሽ ዓመት 2026 ዓ.ም.ፈ

ብሄራዊ ረብሓ ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ሃገርና ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ምረቓ ምርምርን ፖሊሲ ልምዓትን ምስረታ ማእኸልን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ…

ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴ። እተን ሚኒስትር ኣብ መበል ሓምሻይ ዓመት ሻውዓ ስሩዕ ኣኼባ ባህቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…

ዘተን ልዝብን ንሃገራዊ ሓድነት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘተን ልዝብን ፀገማት ምፍታሕ ንሓድነት ዜጋታትን ንምዕባለ ሃገርን ልዑል ግደ ይፃወት ኢሎም ምሁራን ሕጊን ማሕበረሰብ ሳይንስን። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተመራማሪ ሕጊን ፖለቲካ ሳይንስን ኣለማየሁ ገብረማሪያም (ፕ/ር)ን…

ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሰንደርላንድ ምሸት ሰዓት 5፡00 ክጋጠሙ ኢዮም። ኣብቲ ሊግ መበል ካልኣይ ደረጃ ዘሎ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዎ…

ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሃገር ዝውስን ኢዩ – ተስፋዬ በልጂጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጂጌ (ዶ/ር)ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሃገር ዝውስንን ኩሉ ብሓባር ፀኒዑ ጠጠው ዝብለሉን ኣጀንዳ ብሄራዊ ረብሓ ኢዩ ኢሎም። ሕቶ በሪ ባሕሪ ናይ ወደብ ጉዳይ…

ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ሓሳብ ብተግባር ዝገለፀ ስምምዕነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ህዝባዊ ትካል ኣምሓራ ፋኖን (ኣፋህድ) ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ናይ ምሃብ ኣጀንዳ ዘጠናኽር ኢዩ ኢሎም ምሁራን ፖለቲካ ሳይንስ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ መምህርን ተመራማሪን ፖለቲካል…

ኢትዮጵያ መብፅሒት ቱሪዝም ቡን ምዃና ንምርኣይ ዝዓለመ መርሃ ግብሪ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ቱሪዝም ቡን ብዝምልከት ንሸብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ነርሃ ግብሪ መዕበዪ ግንዛበ እናካየደ ይርከብ። እቲ መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዓረቢካ ቡን ዝርከበላ ሃገር ከምዝኾነት ብምጉላህን ቡን ምስ ባህሊ ኢትዮጵያውያን ዘለዎ ልዑል ምትእስሳር…

ማርቲን ኦዴጋርድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ናይ ምስላፍ ዕድል ተኸሊኡ ኣብ ኣርሰናል መን ምዃኑ ኩሉ ክርኢ ብምግባር ወሳኒ ተፃዋቲ ክኸውን ዝኸኣለ ኮኸብ ኢዩ ማርቲን ኦዴጋርድ፡፡ ኣብ ሃገሩ ኖርዌይ 4ይ ብርኪ ውድድር ኣብ ትፃወት ጋንታ ህይወት ኩዕሾ…

ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ንምዕዋት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ምቅልጣፍ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ንምዕዋት ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ኢለን ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት፡፡ እተን ዋና ዳይሬክተር ከምዝበለኦ÷ ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን…