Fana: At a Speed of Life!

እቲ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንምፅናዕ ዘኽእል መሰረት የንብር ኣሎ – ተዛተይቲ ፓርቲታት ፖለቲካዊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ3፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተዛተይቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ፅኑዕ መሰረትን ሓባራዊ ምርድዳእን ንምንባር ልዑል መሰረት የንብር ከም ዘሎ ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ንዘመናት ዝፀንሑ ዘይምርድዳኣት ብስልጡን መንገዲ ንምፍታሕ፣ ኢትዮጵያውያን ካብ ዝሓለፈ…

ናይ መወዳእታ ሰነድ ሃገራዊ ዘተ ፅባሕ ንኹሎም ጉጅለታት ክቐርብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ዝቐረቡ ምኽረ ሓሳባት ተጠርኒፉ ዝተዳለወ መወዳእታ ሰነድ፣ ጽባሕ ንኹሎም ጉጅለታት ከም ዝቐርብ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ሂሩት ገ/ሥላሴ፣ ብዛዕባ እዋናዊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ – ኣምባሳደር ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ኣቪዬሽን ዓለም ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ካብ ምውስኻ ዋጋ ነዳዲ ክሳብ ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19ን ወጥሪታት ጂኦፖለቲካን ብዙሓት ብድሆታት ኣጋጢሞምዎ እዮም። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እውን በዞም ኩሎን ብድሆታት ኮይኑ ፈተናታት ናብ ዕድላት…

በሪ ባሕሪ ብሓባር ናይ ምዕባይን ሃፍትታት ብሓባር ናይ ምጥቃምን ዕላማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ዘለወን ሃገራት ተመራፅነተንን ዕቤተንን ዝሐሸ እዩ። በሪ ባሕሪ ዘለወን ሃገራት ኣብ ዓለም ብዕቤተን ክብ ኢለን ይረአያ። ኣብ መስመራት ባሕሪ ድማ ዓለም ብመሰረታዊነት እትደልዮ ኩሉ ዓይነት ዘማልኡ እታወታት የካይዳ። ሃገራት…

ዘተ ንዝመፅእ ወለዶ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንምርካብ ዕድል ዝህብ እዩ – ተዛተይቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ዘይምርድዳኣት ብምዝታይ ብምፍታሕ ንዝመፅእ ወለዶ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንምርካብ ዘኽእል ዓብዪ ዕድል ኢዩ ኢሎም ተዛተይቲ። እቶም ተዛተይቲ ከም ዝገለፁዎ፤ እቲ ምኽክር ንተሳተፍቲ ሓሳባም ብናፅነት ከቕርቡ ዕድል ዝፈጠረ እዩ።…

ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ወነንቲ መንበሪ ገዛ ክኾኑ ዝፈቅድ ኣሰራርሓ ናብ ተግባር ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ወነንቲ መንበሪ ገዛ ክኾኑ ዝፈቅድ ኣሰራርሓ ናብ ተግባር ኣትዩ ኢሉ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብመሰረት ኣዋጅ ቁፅሪ 1388/2017 ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ወነንቲ መንበሪ ገዛ ንኽኾኑ ዝፈቅድ ኣዋጅ…

ጉዕዞ ዲጂታል ኢትዮጵያ ካብ ህንፀት ክእለት ክሳብ ሉኣላውነት ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበንና ብቕልጡፍን ብዘይተቛረፀን መልክዕ እናዓበየ ዝርከብ ቴክኖሎጂ ኣንፈት ውድድር ዓለም ኣብ ዘፈር ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ስራሕን ብዝለዓለ ደረጃ እናቐየረ ይርከብ። ኣብ ውሽጢ ሒደት ካልኢታት ኣህጉራት ዝሰግር ፍሰት ሓበሬታን ፋይናንስን ስራሕ…

ሓምለዋይ ልምዓትን ቱሪዝምን ተስፋ ናይ ፅባሕ ወለዶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ስነ ምህዳርን ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲን ብምሕላው ንወለዶ ክመሓላለፍ ዝገብር ዘላቒ ከይዲ ልምዓት እዩ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ክሌማዊ ለውጢ ብከላ ኣካባቢን ንዓለምና ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናፈተኑዋ ዝርከቡ ዓበይቲ ብድሆታት እዮም።…

ሉዓላውነት ሃገርን ዋሕስ ሰላም እቲ ዞባን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሉኣላውነት ሃገርን ድሕነት ህዝብታትን ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ንሰላምን ድሕነትን ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካን መላእ ኣህጉር ኣፍሪካን ዋሕስ ኮይኑ ዝፀንሐ ዓቢዪ ትካል እዩ። ኣብ ታሪኽ ኣጋጣሚታት ህልውና ሃገር ዘረጋገፀን ኣብነት…

ዓወታት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራት ዝኽተለኦም ኣንፈታት ዝምድናታት ወፃኢን ዲፕሎማሲን ኣብ መስርሕ ዕቤተን ወሳኒ ግደ ይፃወት። ኢትዮጵያ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ሃገራዊ ረብሓኣ ዘረጋግፅ፣ ክብሪ ዜጋታት መሰረት ዝገበረ፣ ዞባዊ ፅልዋኣ ንምዕባይን ብዙሕ ወገናዊ ዝምድናታት…