ክልል ሶማሌ ንግዕዝይና ተቓላዕቲ ዝኾኑ ናይ ውልቀን ናይ ሓባርን ንብረታት ንኻሊእ ወገን ከይመሓላለፉ ኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጣየሸ ኮሚቴ ክልላዊ ኮሚቴ ፀረ-ግዕዝይና÷ ናይ ውልቀን ናይ ሓባርን ንብረት ንኻሊእ ወገን ከይመሓላለፉ ብግዚያውነት ምእጋዱ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚቴ ልኡኽትኡ ንኽዋፃእ ማሕለኻ ክኾኑ ዝኽእሉ ጉዳያት ኣመልኪቱ ፈላማይ…