Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ትግራይ ዝሳለጥ ሰብኣዊ ዝርገሐ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝሳለጥ ሰብኣዊ ዝርገሐ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ÷ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ልዕሊ 78 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲን…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 500 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዘርኢ ተሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብስርናይ መስኖ ሓጋይ ልዕሊ 500 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ቢሮ ሕርሻ እታ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ኣብታ ክልል ስርናይ መስኖ ሓጋይ ዘርኢ ናይ ምሽፋን ስራሕ ተጠናኺሩ ዝቐጸለ ኮይኑ÷ ሓጋይ ብስርናይ መስኖ ናይ ምሽፋን…

ሓፈሻዊ ኣኼባ ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር 2015 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ሓፈሻዊ ኣኼባ ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣኼባ እቲ ሕብረት፥ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 30 ሕዳር 2015 ዓ.ም ከምዝቕፅል ተገሊፁ። እቲ ኣኼባ ኣብ ገበን ግብረ ራዕዲ፣ ዘይሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባትን…

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ ሰሙን ኢንተርፕረነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ኣከባብራ ዓለም ለኸ ሰሙን ኢንተርፕረነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትራት ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዴኤታ ስራሕን ክእትን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን÷ እቲ…

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽንያት ብምግባር "ሕብረ ብሄራዊ ሓድነትና ንዘላቒ ሰላምና" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፌስቲቫል ባህሊ ናይ ኩሎም ብሄር…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ምስ እንግሊዝ ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ፈረንሳይ ምስ ፖላንድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሽት ሰዓት ኣርባዕተ ድማ ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ናብ ርብዒ ፍፃመ…

መንግስቲ ሙሉእ ዓቕሙ ብምጥቃም ሰብኣዊ ደገፍ ተበፃሒ ንክኸውን ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብምኽኒያት ጎንፂን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሙሉእ ዓቕሙ ብምጥቃም ሰብኣዊ ደገፍ ተበፃሒ ንክኸውን ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ቢሮ ጉዳያት ምትሕብባር ሰብኣዊ ደገፍ(ኦቻ)ን ክፍሊ ኣተኣኻኻቢ…

ባንኪ ወጋገን ቅድሚ ታክስ ልዕሊ ፍርቂ ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ቅድሚ ታክስ 572 ሚሊየን ብር ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ መበል 29 ስሩዕን መበል 14 ህፁፅን ጉባኤ ሰብ ኣክሲዮን ኣሳሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ 2021/22 ናብ ከስቢ ምምላሱ ኣካቢ ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንኪ ኣብድሹ…

ኮሚቴ ምክልኻል ግዕዝይና ኣብ ክልል ሶማሌ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ምክልኻል ግዕዝይና ኣብ ክልል ሶማሌ ተጣይሹ። እቲ ኮሚቴ ሓሙሽተ ኣባላት ዝሓዘ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሐመድ ገሊፆም። ሓላፍነት እቲ ኮሚቴ፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ተግባር ግዕዚይና ክትትልን ምርመራን ምግባር ከምዝኾነ…

ጎንፂ ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት መዐደሊታት ነዳዲ ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምእታው ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎንፂ ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት መዐደሊታት ነዳዲ ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምእታው ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ወይዘሮ ሳህረላ ኣብዱላሂ፥ ንሰብኣዊ ደገፍ ዝቐርብ ነዳዲ ብዘይምትእጉጓል ተበፃሒ…