Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ተመለስቲ እቶም 2 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ንተመለስቲ ዜጋታት ኣድላዪ ደገፍን ክንክንን በምግባር ናብ ዝተዳለወሎም መፅንሒ ማእኸል ከምዝኸዱ ተሓቢሩ።…

ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ቡና ሰደድ ብምግባር 526 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ቡና ሰደድ ብምግባር 526 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ዝተፈላለያ ኣፍረይቲ ቡና ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ሰብ ሙያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ። ዋና…

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ፀረ ግዕዝይና ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ፀረ ግዕዝይና ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ኣካላት ሚዲያን ስነ ጥበበን ከምኡውን ተሳተፍቲ ስቪክ ማሕበረሰብ ተረኺቦም። ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና፥…

ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካያዲት እቲ ፕሮጀክት ጥሩወርቅ ሽፈራው፥ ካብ 1 ጥቅምቲ ጀሚሩ ናብ ኦፕሬሽን ካብ ዝኣተዉ 16 ተርባይናት ንፋስ…

ሕብረት ኣውሮፓ ዘውፀኦ ምዕሩይ ዋጋ ነዳዲ ሩሲያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዘውፀኦ ምዕሩይ ዋጋ ነዳዲ ሩሲያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ። ኣባላት እቲ ሕብረት ፍሪያት ነዳዲ ሩሲያ ብበርሚል 60 ዶላር ኣሜሪካ ንክሽየጥ ምስምዕማዐን ዕላዊ ገይረን። ብመሰረት እዚ እተን ሃገራት ካብቲ ዝተቐመጠ ዋጋ ንከይገዝኣ…

መድረኽ ዘተ ምሁራን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ካብ መላእ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ምሁራን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ “ግደ ምሁራን ንልዕልነት ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ መድረኽ፥ ዩንቨርስቲ ኮተቤ ምስ ምስ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን…

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታ ዋንፃ ዓለም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን። ብመሰረት እዚ ጃፓን ምስ ክሮሺያ ሰዓት 12 ፀወተአን እንተካይዳ፥ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ድማ ሰዓት 4 ናይ…

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ቻይና ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ቻይና ጂያንግ ዜሚን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ÷ ኣብ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተረኺቦም ኢዮም ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ቻይና ጂያንግ ዜሚን ዝተሰመዖም ሓዘን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፕሮጀክት መቖሚ መኪና ኣንድነት መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ፕሮጀክት መቖሚ መኪና ኣንድነት መሪቖም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ÷ ከንቲባ መርምሕዳር ከተማ ኣደስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከምኡ እውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ተረኺቦም፡፡…

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት ኣማኒ በሪሶን እና ለተሰንበት ግደይን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን እተን ኢትዮጵያውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ዕድል ቀኒዒወን፡፡ ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣማኒ በሪሶ 2 ሰዓት 14 ደቒቓን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ርሕቐት ብምውዳእ ሓድሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊባ…