Fana: At a Speed of Life!

ብንፅል ጎሊህና ንኽንረአ ዘይኮነስ ብሓባር ንምዕምባብ ኣእምሮና ዘስረውዕል ክኸውን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብንፅል ጎሊህና ንኽንረአ ዘይኮነስ ብሓባር ንምዕምባብ ልብና ቅኑዕ ኣእምሮና ዘስረውዕል ክኸውን ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ መበል 17 በዓል መዓልቲ…

ብዝሃነት ዘኽበረ ስርዓት ፌዴራል ንምህናፅ ብዝተወደበ መልክዑ ዝተጀመረ ስራሕ ምጥንኻር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝሃነት ዘኽበረ ስርዓት ፌዴራል ንምህናፅ ብዝተወደበ መልክዑ ዝተጀመረ ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣብ መበል 17 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ…

1 ሺሕን 20 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 20 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 11 ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን…

ናይ ሓባር ገዛና ብሓባር ንሓሉ – ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድኽነት ታሪኽ ንምግባር ብሓባር ርብርብ ብምግባር ናይ ሓባር ገዛና ኢትዮጵያ ብሓባር ንሓሉ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ፀዊዖም። ኣይተ ደስታ ኣብ መበል 17 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ÷…

ዋልታ ዝረገፁ ኣተሓሳስባታትን ብፖለቲካ ምሽቃጥን ንኢትዮጵያ ጉልበት ዘስእን ጥራሕ ዘይኮነስ ዝብትን ፀረ ሓድነት ኢዩ – ዶ/ር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዋልታ ዝረገፁ ኣተሓሳስባታትን ብፖለቲካ ምሽቃጥን ንኢትዮጵያ ጉልበት ዘስእን ጥራሕ ዘይኮነስ ዝብትን ፀረ ሓድነት ኢዩ” ክብሙ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…

ሃዋሳ መበል 17 በዓል መዓልቲ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ህዝቢታትን ተተኣናግድ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ሃዋሳ መበል 17 በዓል መዓልቲ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ህዝቢታትን ብድምቀት ተተኣናግድ ኣላ። ኣብ ስታዲየም ሃዋሳ እናተሳለጥ ኣብ ዝርከብ እቲ በዓል÷ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ብሄራትን ብሄረሰባትን፣ ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን…

ክልል ኦሮሚያ 7 ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ሸውዓተ ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሹ። ብመሰረት እዚ፥ ኮሚሽነር ጀነራል ከፍያለው ተፈራ - ኣካቢ  ኣይተ ጉዮ ዋሪዮ - ኣባል ኣይተ ተፈሪ ወንዲፍራው - ኣባል ወ/ሮ ኮኮቤ ዲዳ - ኣባል  …

ኣብ ትግራይ ምጅማር ስራሕ ኣገልግሎት ሃንደበታዊ ሕክምናን ትካላት ጥዕናን ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ትግራይ ምጅማር ስራሕ ኣገልግሎት ሃንደበታዊ ሕክምናን ትካላት ጥዕናን ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ገሊፁ። ናብቲ ክልል ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ሰርዓተ ምግቢ ሕክምና ህይወት ኣድሕንን ኣገልግሎት ጥዕናን ተበፃሒ ይኸወነ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ኖርወይ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ኖርወይ ኣን ቤት ቲቪንሪምን  ተዛቲየን። ኣን ቤት ቲቪንሪምን ኣብ ክልል ሶማሌን ኦሮሚያን ብዛዕባ ዑደት ዝገበራለን ኣብያተ ትምህርቲ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ተምሃሮ ኩነታት፣ ብዛዕባ ዝረአየኦም…

እንኳዕ ንመበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት(መዓልቲ ኢትዮጵያ) ኣብፀሐኩም -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ሎሚ ዘበን ዝኽበር እቲ በዓል “ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና…