እቲ ስምምዕነት ሰላም ፍሰት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ኣብ ምዕባይ ኣዋንታዊ ብፅሒት ኣለዎ – ኮምሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም፤ ፍሰት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምዕባይ ኣዋንታዊ ብፅሒት ከምዘለዎ ኮምሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተሳተፍሉ፤ ሃገር ለኸ ኣፈፀምቲ…