Fana: At a Speed of Life!

ብኣተሓባበራይነት ኣቢያተ ፅሕፈት ሰላምን ልምዓትን ሰለስተ ክልላት ዝተሰነደአ ጉባኤ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባበራይነት ኣቢያተ ፅሕፈት ሰላምን ልምዓትን ክልላት ኦሮሚያ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ጋምቤላ ዝተሰናደአ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ። ብምርቓት ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ዝተጀመረ እቲ ጉባኤ ሰላም÷ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ…

ኣብ ታሕቲ ካብ ዝቐረበ ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ህወሓትን ካብ ዝተፈረመ ስምምዕነት ሰላም ወፃእ ዝፍነዉ ሓሬታታት ዘይተማልኡን ከሰሓሕቱ ዝኽእሉን ኢዮም…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሔራዊ ደሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ህወሓትን ካብ ዝተበፅሐ ትኽክለኛ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣጋዊሖም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን…

ኣብ ጉዳያት ማይን ኢነርጂ ምስ ትካል ልምዓት ኔዘርላንድስ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ጉዳያት ማይን ኢነርጂ ምስ ትካል ልምዓት ኔዘርላንድስ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ልዝብ ኣካይዱ። እቲ ልዝብ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ልምዓት ኔዘርላንድስ ሳይመን ኦ ኬኔልን…

ኣብ ለውጢ ኢንዱስትሪን ብዝሃነት ኢኮኖሚን ዘድሃበ ሓራዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ኢንዱስትሪን ብዝሃነት ኢኮኖሚን ዘድሃበ ሓራዊ ዘተ ኣብ ኒጀር ኒያሚ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 20 ሕዳር 2022 ዝካየድ ጉባኤ ኢንደስትሪያላይዜሽንን ብዝሃነት ኢንዱስትሪን ናይ…

ዋና ፀሓፊ ውሕመ ጉተሬዝ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ምንጎ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዶም። እቲ ኲናት ብዘላቕነት ደው ንምባል ዘኽእል ስምምዕነት ሰላም ምኽታሙ ብሓጎስ ንቕበሎ ኢሎም። እቲ ስምምዕነት ናይ ብዙሓት…

ካናዳ ስምምዕነት ሰላም ንኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ወሳኒ ስጉምቲ ኢዩ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ወሳኒ ስጉምቲ ኢዩ ክትብል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣታ ሃገር ሜላኒ ጆሊ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ካናዳ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት…

ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንንእድ- ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቤሊጂየም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንንእድ- ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቤሊጂየም ሃጃ ላቢብ ተዛሪበን። እቲ ስምምዕነት ከምዘሐጎሰን ገሊፀን። ናይ ኣፍሪካ ሕብረትን ደቡብ ኣፍሪካን እቲ ዘተ ንክዕወት ንዝገበርዎ ፃዕሪ…

እቲ ስምምዕነት ሰላም ሸትኡ ንክወቅዕ መንግስቲ ዝጀመሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ዶ/ር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ስምምዕነት ሰላም ሸትኡ ንክወቅዕ መንግስቲ ዝጀመሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶ/ር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ መዛዘሚ ኲናትን ጎንፂን ዘላቒ ሰላም…

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ብዝምልከት ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ቅዱስ ተክለ ሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ብዝምልከት ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም። ትማሊ ኣብ መንጎ መንግስቲን ህወሓትን…

ዋና ቤት ዕዮ ትካል ትሕብብር ትምህርቲ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ሰምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ዕዮ ትካል ትሕብብር ትምህርቲ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ሰምምዕነት ተገይሩ። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴዔታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ አምባሳደር ተስፋዬ ይልማን ዋና ፀሓፊ እቲ ዋና ቤት ዕዮ መንሱር ቢን ሙሳላምን ፈሪሞምዎ።…