ዝኽሪ 2ይ ዓመት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኽሪ 2ይ ዓመት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ተሳሊጡ።
ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዝተኻየደ ዝኽሪ፥ እቲ መርሃ ግብሪ "ንሓዋሩ ኣይንርስዖን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኻይዱ፡፡…