Fana: At a Speed of Life!

ካብ ግድብ ህዳሰ ዝፍልፍል ሓይሊ ናብ ዋና ግሪድ ንኸኣቱ ዝካየድ ፅገናን ስራሕቲ ፍተሸን መስመር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ግድብ ህዳሰ ዝፍልፍል ሓይሊ ናብ ዋና ግሪድ ንኸኣቱ ዝካየድ ፅገናን ስራሕቲ ፍተሸን መስመር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ሓሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መስመር መተሓላለፊ ሓይሊ÷ ልዕሊ 30 ወረዳታት ክልላት ኦሮሚያን ቤኒንሻንጉል…

ኢራንን ሩሲያን ስምምዕነት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ሩሲያን ስምምዕነት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ከምዝተፈራሪማ ተገሊፁ። ላዕለዋይ በዓል መዚ ቴህራን÷ ዓብዪ ኩባኒያ ኣፍራዪ ጋዝ ሩሲያ ምስ ዝኾነ ጋዝፕሮም 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ንምፍፃም ውዕሊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ጎፋ ዞን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጎፋ ዞን ዑደት ኣካይዶም። ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነበርቲ ሳውላን ከባቢኡን ድነሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብቲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣፈ ጉባኤ…

ከተማ ላሊበላን ከባቢኣን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንነዊሕ እዋን ኤሌክትሪክ ተቛሪፁዎም ዝነበሩ ከባቢታት ላሊበላ፣ ወረዳ ላስታን ከተማ ሙጃን ሎሚ መዓልቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺቦም፡፡ ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝረኸቡ ከባቢታት ብግብረ ራዕዲ ህወሓ ልዑል ጉድኣት ዝበፅሖ 66 ኪሎ ቮልት መመሓላለፊ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ክሕደት ዝፈፀመሉ 24 ጥቅምቲ ኣብ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ብፍሉይ ኩነታት ተዘኪሩ ክውዕል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ክሕደት ዝፈፀመሉ 24 ጥቅምቲ ኣብ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ብፍሉይ ኩነታት ተዘኪሩ ከምዝውዐል ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ…

 “ንኢትዮጵያ ካብ ኢድ ኣእታውነት ባዕዳዊያን ንምድሓን ብዘይኣፈላላይ ደው ክንብል ኢና” ኣመራርሓ ተነሓናሕቲ ፓርቲ ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንኢትዮጵያ ካብ ኢድ ኣእታውነት ባዕዳዊያን ንምድሓን ብዘይ ኣፈላላይ ደው ክንብል ኢና” ክብሉ ኣመራርሓ ተነሓናሕቲ ፓርቲ ፖለቲካ ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድሓን ዝግበሩ ዘለዉ ኢድ ናይ መእታው ደልየታት ንሓቂ ዝኸሓዱ ከመዝኾኑ ተዛሪቦም።…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ “ጂኦስፓሻል” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ "ጂኦስፓሻል" ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ብሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫለቱ ሳኒ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኪንቴክስ ደቡብ ኮሪያ ካብ 2 ክሳብ 4 ሕዳር ኣብ ዝካየድ "ስማርት ጂኦስፓሻል ኤክስፖ…

ኣብ ኣፍሪካ ዝተዋደደ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ብምፍጣር ተረባሕነት መናእሰይ ምጉልባት ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዝተዋደደ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ብምፍጣር ተረባሕነት መናእሰይ ምጉልባት ይግባእ ክብሉ ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሙላቱ ተሾመ ተዛሪቦም። ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ነበር መራሕቲ ኣብ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዘለዎም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ሓድነት ኣፍሪካ ፓን አፍሪካኒዝምን ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ነበር መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ሽልማት ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማዊ ሃፀይ ሃይለ ስላሴ ሓዊሱ ንስድራ ኣብ ሓድነት ኣፍሪካ ፓን አፍሪካኒዝምን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ 17 ነበር መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ሽልማት ኣበርኪቶም። መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ጉባኤ መናእሰይ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ…