Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ዝዝክር ሰልፊ ኣብ ሽንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ዝዝክርን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወምን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሽንግተን ዲሲ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ መበገሲኡ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብምግባር መወዳእትኡ ድማ ዋና…

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ህዝቢ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ። “ዝተዋደደ ድሕንነት ሳይበር ንሃገር ሉእላውነት” ብዝብል መሪሕ ቃል እንትኽበር ዝፀንሐ እቲ መድሃግብሪ ኣብ ሳይበር ሙዚየም ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈጉባኤ…

ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚል ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ ነረፃ ቅድሚ ሕዚ ነታ ሃገር ዝመርሑ ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ስልጣን ንዝነበሩ ዣዬ ቦልሶናሮ ብምስዓር ተዓዊቶም። ኣብ መወዳእታ ኣወሃህባ ድምፂ ሉላ ዳ ሲልቫ 50 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ክዕቱ ክኢሎም።…

ህዝቢ ንባዕሉ ካብ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኽሕሉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኢትዮጵያ ንባዕሉ ካብ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኽሕሉን ብዕላማን ቅዋምን ሰራዊት ምክልኻል ዝጀመሮ ምውዳድ ንኸጠናኽርን ሰራዊት ምክልኻል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት በትሪ ሰራዊት ምክልኻል ምፅዋር እንትኣብዮ ሽም ሰራዊት ምክልኻል…

ኢትዮጵያ ፀኒዓ ጠጠው ዝበለት ህይወቶም እንተይሰስዑ ዝህቡ ጀጋኑ ስለዘለዉዋ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀኒዓ ጠጠው ዝበለት ህይወቶም እንተይሰስዑ ዝህቡ ጀጋኑ ስለዘለዉዋ ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኮሚሽን ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ኣብ ፖሊሳዊ ኣገልግሎት ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣመራርሓታትን ኣባላትን እቲ ሰራዊት…

ፀገም ኣፍሪካ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ትክክለኛ ኣንፈት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ኢዩ – ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ኣፍሪካ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ትክክለኛ ኣንፈት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ። እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ብዝብል መፅናዕታዊ…

ካብ ሰሜን ወሎን ከባቢኡን ብግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ ከባቢኦም ይምለሱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ሰሜን ወሎን ከባቢኡን ብግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ ከባቢኦም እናተመለሱ ምዃኖም ተገሊፁ። ካብ ኣላማጣ፣ ቆቦ፣ ዋጃ፣ ባላን፣ ካልኦት ከባቢታትን፤ ብግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ተመዛቢሎም ኣብ መዕቆቢ መዓስከር ጃራ…

መንግስቲ ናፃ ኣብ ዝወፁ ከባብታት ክልል ሰብኣዊ ሓገዝን ናውትታት ሕክምናን ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናፃ ኣብ ዝወፁ ከባብታት ክልል ትግራይ፤ ሰብኣዊ ሓገዝን ናውትታት ሕክምናን ምቕራብ ጀሚሩ። ኮምሽነር ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ፌደራል ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም ከምዝገለፅዎ÷ መንግስቲ ቅድሚ ሐዚ እናገበሮ ከምዝፀንሐ ዘይተቋረፀ ሰብኣዊ…

መንግስቲ ኣብ ወለዶ ብምስራሕ፤ ሃገር ናይ ምስጋር ስራሕ ብኣድህቦ ይሰርሕ ኣሎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ወለዶ ብምስራሕ፤ ሃገር ናይ ምሽጋር ስራሕ ብኣድህቦ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀቱ ዝተዛዘመ 2ይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር መሪቖም ከፊቶም። ቀዳማይ…

ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ዝተውሃበ መግለፂ

ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ካብ ዝፀዓኖ ኣርዑት ናፃ ንኽኸውን ሰራዊት ምክልኃል ኢትዮጵያ መስዋእቲ እናኸፈለ ይርከብ፡፡ መስዋእሪ እቲ ሰራዊት ፣ክልኻል ዝተሓሰበ ሽቶ ንኸዕውት ህዝቢ ትግራይ ዘይትካእ ግደ እናተፃወተ ይርከብ። ንሰራዊት ምክልኻል ብምክንኻን፣ ስንቂ ብምቕባል፣ ብዛዕባ ዝተሓብኡ ተኸተልቲ…