ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ምዕራፍ ፓርክ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ምዕራፍ ፓርክ ሸገር ብ50 ፅምዲታት ስነ-ስርዓት መርዓ ተዐጂቡ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡ ኣካል ፕሮጀክት ምፅባቐ ሸገር ዝኾነ ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ሎሚ ተመሪቑ ንህዝቢ ክፍቲ ክኸውን እዩ። ኣዲስ ኣበባ ንናብራ ምችውቲን ንሽማ ዝምጥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር መሪቖም ከፊቶም Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀቱ ዝተዛዘመ ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምርቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 298 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥቁር ኣንበሳ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 298 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ። ኣብቲ ምረቓ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ገዛኢ ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ፣ ፕሬዚዳንት እታ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃናን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 17 ጥምረት ኣወዳድባ ዳያስፖራ ኣብ ውፅኢት ሰላማዊ ዘተ ዘይግባእ ፅዕንቶ ንዝፈጥሩ ኣካላት ተቓዊሞም Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 17 ጥምረት ኣወዳድባ ዳያስፖራ ኣብ ውፅኢት ሰላማዊ ዘተ ዘይግባእ ፅዕንቶ ንዝፈጥሩ ኣካላት ተቓዊሞም። ኣባላት እቲ ጥምረት ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዘሎ ተግባር ከምዝድግፉ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ ማረቆ ብኩታ ገጠም እናለምዐ ዘሎ ዝራእቲ ስራናይ ዑደት እናገበሩ እዮም Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ ማረቆ ኣብ ናይ ሎሚ ኣዝመራ ቀውዒ ብኩታ ገጠም ሜላ ኣተሓራርሳ እናለምዐ ዘሎ ሕርሻ ስርናይ ዑደት እናገበሩ እዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 11 ጥቅምቲ ክሳብ 17 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተተሓዙ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን 143 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንዱስትሪታት ግብርና ንምዕባለ ኢትዮጵያ ልዑል እጃም ከምዘለዎም ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ዝተዋደደ ፍርያት ግብርና ይርጋለም መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ንኣልማዕቲ ሰብ ሃብቲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ብልምዓት ዝጠንከረት ሃገር ብምፍጣር…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተጣየሸ ፋብሪካ ፁማቕ ማንጎ ተመሪቑ Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኤ ስኩየር ኤ" ተባሂሉ ዝተጣየሸ "ስላይስ" ፋብሪካ ፁሟቕ ማንጎ ሎሚ መዕልቲ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ተመሪቑ፡፡ እቲ ፋብሪካ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ እንትኸውን፥ ኣብ መዕልቲ 112 ሺሕ ሊትሮ ኣብ ዓመት ድማ 33 ሚሊየንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ንምውሳን ልዑል ውሽጣዊ ዓቕሚ ኣለዎም-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ንምውሳን ልዑል ውሽጣዊ ዓቕሚ ኣለዎም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ደጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኢትዮጵያ ዘሰናደአቶ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Oct 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ወረዳ 8 ሺሕ ሓረስቶት ብኩታ ገጠም ሕርሻ 31 ሺሕ ሄክታር መሬት የለምዑ ከምዘለዉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር…