ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ልቓሕን ሓገዝን 165 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕን ሓገዝን 165 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ምዕራቕ መሬት ብምንካይ መፍረያይነት ንመውሳኽ ዝውዕለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝርከባ 170…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ደቡብ ምዕራብ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ Desta Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ በጀት ዓመት 11 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ኢዩ ኣፅዲቑ። ሓላፊት ቢሮ ፋይናንስን ልምዓት ኢኮኖሚን ወይዘሮ ወሰነች ቶማስ÷ እቲ ባጀት ኢኮኖሚያዊ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 176 ሺሕ መዛግብቲ ክሲ ዕልባት ረኺቦም Desta Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 176 ሺሕ መዛግብቲ ክሲ ዕልባት ከምዝረኸቡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መዓዛ ኣሸናፊ፥ ኣብ 2014 ዓ.ም ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ምምሕዳር ጉባኤ ዳያኑን ዝተፈፀሙ ተግባራት ብዝምልከት መግለፂ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፊንላንድን ስዊድን ናብ ኔቶ ንኽፅምበራ ናብ ኣሜሪካ ተቐባልነት ረኺበን Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካው ጆ ባይደን ፊንላንድን ስዊድን ናብ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ንኽፅምበራ ኣብ ዘኽእሉ ፕሮቶኮላት ከምዝፈረሙ ተገሊፁ። እተን ሃገራ ናብቲ ትካል ንኽፅምበራ ካብ ሴናተራት ዴሞክራቲክን ሪፐብሊካንን ጥንኩር ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያውያን ዘዛመዱ ክብሪታት ሓድነት ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ዘይምክታቶም ንክሽርሸሩ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ-ምሁራን Desta Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያውያን ዘዛመዱ ክብሪታት ሓድነት ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ዘይምክታቶም ንክሽርሸሩ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ተዛሪቦም። ተመራማሪ ማሕበራዊ ሳይንስን ፍልስፍናን ዶክተር ተሾመ ኣበራ፥ ማሕበራዊ ክብሪታትና ዝተሸርሸሩ ብስርዓተ ተምህርቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሕተዎት ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ምዕሩይ ኩነታት ክተዓራረ ኢዩ -ብሄራዊ ባንኪ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ታሕተዎት ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ኣብ ምግባር ትኹረት ገይሩ ከምዝሰርሕ ብሄራዊ ባንኪ ገሊፁ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፓሬት ፃንሒት ዝገበሩ ምክትል ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ሰለሞን ደስታ÷ ታሕተዎት ትካላት ፋይናንስ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ዘበናዊ መምርሒታት ፖሊስ ኣመሪቑ Desta Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ዘበናዊ መምርሒታት ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነሰርዓት ምረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተረኸባ እንትኾና፥ እቶም መምርሒታት ፖሊስ ፀገም ፀፅታ እታ ከተማ ኣብ ምቅላል ግደ ከምዝህልዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሓባር ሃገር ኣብ ምህናፅ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ኣለዎ- ፕ/ር መስፍን ኣርአያ Desta Aug 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነገራት ነቒስካ ብምውፃእ ብዘተ ኣብ ምፍታሕን ናይ ሓባር ሃገር ኣብ ምህናፅን ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ኣለዎ ክብሉ ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ፕ/ር መስፍን ኣርአያ ገሊፆም። እቲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘለውዎ ሃገራዊ ልኡኻት በዝምልከት ብንዛበ ዘጨብጥ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ Desta Aug 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣብቲ ቀጣና ናይ ዘሎ ክፍለ ሰራዊት ዋና ኣዛዚ ገሊፆም። ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳታት ጊዳ ኣያና፣ ኪረሙ፣ ኢበንቱ፣ ሃሮሊውን ሊሙን ከባቢ ኣብ ልዕሊ እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትካል ኣይሁድ እገዳ ከይተንብር ፕሬዚዳንት እስራኤል ሓቲቶም Desta Aug 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይሁድ እገዳ ከይተንብር ፕሬዚዳንት እስራኤል ሓቲቶም። እቲ ትካል ንምእጋድ ዝግበር ዘሎ ምድፍፋእ ደው ንክብል ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ በስልኪ ተዛቲዮም። ሚኒስቴር ፍትሒ ሩሲያ ቅርንጫፍ ኤጀንሲ ኣይሁድ…