Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ሰብ ተኮር ኢዩ ዝበሃል ንኹሉ ክፋል ማሕበረሰብ ሒዙ ዝጓዓዝ ብምዃኑ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሰብ ተኮር ኢዩ ዝበሃል ንኹሉ ክፋል ማሕበረሰብ ሒዙ ዝጓዓዝ ብምዃኑ ኢዩ ኢሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ እንጦጦ ክሳብ 4 ኪሎ ፕላዛ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር…

ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ጉዕዞ ምዕባለና ዝሽከም ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርት ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ጉዕዞ ምዕባለና ዝሽከም ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ታከለ ኡማ (ኢ/ር)። ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣብ መዓልቲ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ትራንስፖርት…

ብራኸ ኢትዮጵያ ምስ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተዛመደ ኢዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራኸ ኢትዮጵያ ምስ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተዛመደ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ኣክሲዮን ማሕበር ትራንስፖርት ምድሪ ባቡር ኢትዮ ጂቡቲ ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ሎሚ ንጎሆ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ሓላፊ ዲቪዥን ቁፅፅር ሓደጋ ትራፊክ ፖሊስ ኮነሚሽን ክልል ሲዳማ ኮማንደር ከበደ ከኔራ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝተዛረብዎ፥ እቲ ሓደጋ ወንዶ ማዞሪያ ተባሂሉ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ሪፎርም ኢኮኖሚ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ስትራቴጂካዊ ዲፕሎማሲ ብዘሳልጥ መገዲ ተኸታታሊ ተግባራት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን 2017 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ብሄራዊ ትግበራ ፖሊሲ፣ ሪፎርም ኢኮኖሚ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ስትራቴጂካዊ ዲፕሎማሲ ብዘሳልጥ መገዲ ተኸታታሊ ተግባራት ምክያዶም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኦሮሚያ 1 ሺሕን 973 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኦሮሚያ 1 ሺሕን 973 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ብቐዳማይ ዲግሪ 964 ከምኡ ‘ውን ብኻልኣይ ዲግሪ 1 ሺሕን 09 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ሰዓዳ ዓብዱርሃማንን ካልኦት…

ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ዝተሳተፉ 354 መዐደሊታት ነዳዲ ክሲ ክቐርበሎም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ዝተሳተፉ 354 መዐደሊታት ነዳዲ ክሲ ክቐርበሎም ኢዩ ኢሉ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ደስታው መኳንንት (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ መዐደሊ ነዳዲ ኣብ ዘይብሎም…

ሰራዊት ምክልኻል ዘበናዊ ትካል ኮይኑ ንቐፃሊ ትውልዲ ንምርካብ ይስራሕ ኣሎ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዘበናዊ ትካል ኮይኑ ንቐፃሊ ትውልዲ ንምርካብ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ከይዲ ህንፀት ዋና መምርሒ ምህንድስና ሰራዊት ምክልኻልን ቢሮታትን…

ነበር ኣፈፃሚ ስራሕ ሬዲዮ ፋና ኣይተ ሙሉጌታ ገሰሰ ኣብርሃ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሬዲዮ ኣይተ ሙሉጌታ ገሰሰ ኣብርሃ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣይተ ሙሉጌታ ካብ1984 ክሳብ 1992 ዓ.ም ንሬድዮ ፋና ብሓላፍነት ዝመርሑ እንትኾኑ፥ ድሕሪ እዚ ንሓፂር ግዜ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ሜጋ መከፋፈልን…

ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ሚኒስትር ሕርሻ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ንኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ሚኒስትር ሕርሻ ብምግባር ሾይሞምዎም፡፡ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ገፀር ክልል ኦሮሚያ ብምዃን እናገልገሉ…