ውሕጅ ብግቡእ ብምምሕዳር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ንልምዓት ምውዓል ይግባእ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ውሕጅ ብግቡእ ብምምሕዳር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ንልምዓት ምውዓል ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፡፡
ኣብ ተፋሰስ ጊቤ ኦሞ ሓጓፍ ሽንጥሮ ጠመተ ዝገበረ ንውሕጅ ተጋላፅቲ ዝኾኑ ኩነታት ንምክልኻል ስራሕ…