Fana: At a Speed of Life!

ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ፍርያት ጨው ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ልዕሊ 13 ሽሕ ኩንታል ጨው ፍርያታት ስጉምቲ ወሲደ ኢሉ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ነጋሽ ስሜ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝበልዎ፤ እቲ ትካል ምስ ግልጋሎት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትንፓርቲን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትንፓርቲን ተጀሚሩ፡፡ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትን ፓርቲን በጀት ዓመት 2018 ርብዒ ዓመት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ አብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ኣዳማ…

ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ሸገር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ሸገር ከተማን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ናይ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ሸቶ ኮንኮኒ ሃፊዝ…

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ 9 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ እውን ቀፂሉ እንትካየድ ትሽዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ሰዓት 5 ኢሎምፒክ ማርሴ ምስ ሊቨርፑል፣ ስላቪያ ፕራግ ምስ ባርሴሎና፣ ባየር ሙኒክ ምስ ሮያል ዩኒየን ከምኡ እውን ቼልሲ ምስ ፓፎስ ክፃወታ ኢየን። ብተመሳሳሊ…

ሚድሮክ ኣብ ፕሮክታት መኣዲ ንሃገር ኣሰሩ የንብር ኣሎ-ኣይተ ጀማል ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚድሮክ ኣብ ፕሮክታት መኣዲ ንሃገር ኣሰሩ የንብር ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሚዲሮክ ኢትዮጵያ ኣይተ ጀማል ኣሕመድ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንቺ ሸኮ ዝርከብ ደንቢ ኢኮ ሎጅ ብዕሊ መሪቖም።…

ኣብቲ ዞባ ንምምሕያሽን ምርግጋፅን ኣተሓሕዛ መገዲ ኣየራት ቆራፅ ዝኾነት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ዮሃንስ ኣበራ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዞባ ንመገዲ ኣየራት ንምምሕያሽን ምርግጋፅን ኣተሓሕዛ ድሕንነት ቆራፅ ኢያ ኢሎም። ላዕለዋይ ልኡኽ ኣቪዬሽን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተረኸቡሉ ትራንስፖርት ኣየር…

ኢንተር ሚላን ምስ ኣርሰናል – ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ዙር ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ እዚ ውድድር ዓመት ብብሕትነት ኩሎም ፀወታታት ክትስዕር ዝኸኣለት ኣርሰናል፤ ናብ ጣሊያን ብምምራሕ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኢንተር…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ሃገራዊ ዘተ ዝተሓንገጦም ተስፋታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ትግራይ ወፃእ ኣብ ካልኦት ከባቢታ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት ክልላት፣ መዳርግቲ ኣካላት ፌዴራልን ኣብ ወፃኢ ሃገራት ምስ ዝመነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣጀንዳ ከምዘተኣኻኸበ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 52 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዘሕለፎም ውሳነታት እዞም ዝስዕቡ ከምዝኾኑ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።…

ካፍ ንኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ካብ ስራሕ ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ)ካፍ ንኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ፔፔ ቲያው ካብ ስራሕ ኣጊዱ፡፡ ካፍ ኣብ ፍፃመ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሴኔጋልን ሞሮኮ ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር እናመርመረ ምፅንሑ ኣፍሊጡ፡፡…