ዘጋጠሙ ፀገማት ብዓወት ንምውፃእ ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል እዩ – ኣይተ ኣብርሃም ኣለሀኝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጓነፉ ፀገማት ብዓወት ንምውፃእ መራኸብቲ ሓፋሸት ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም ክብሉ ኣካቢ ቦርዲ ኣመራርሓ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣብርሃም ኣለሀኝ ተዛሪቦም።
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ህንፃ ሓዱሽ ኮምፕሌክስ…