ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ 162 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ልዕሊ 162 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ህንፀቶም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት መሪቐን ከፊተን። እተን ከንቲባ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ጥዕና፣ ትምህርቲ፣ መዘውተሪ ስፖርተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪን ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ኳታርን ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን እና ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶግሉ ኣብ ዶሃ ተዛትዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ዘካየዱዎ ዘተ፥ ጎናጎኒ ፎረም ዶሃ እዩ፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፎረም ዶሃ ይካፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኳር “ፎረም ዶሃ” ይካፈል ኣሎ። ፎረም ዶሃ ዓለም ለኻዊ መድረኽ ዘተ እንትኸውን፥ ሎሚ ዘበን "ስግግር ናብ ሓዱሽ ዘበን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ዘተ ኣካይዶም Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ኣድሂቦም ኣብ ሞሮኮ ራባት ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ መድረኽ፥ ብብርኪ ዓለም እቲ ስምምዕነት ተግባራዊ ምስ ምግባርን ምፍፃምን ብዝተዛመደ ውፅኢት ዘመዝገባ ሃገራት ተሓሪየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና- ዶ/ር ሊያ ታደሰ Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ ነዚ ዝበላ ሎሚ ኣብ ከተማ ጅማ ወረዳ ጮቆርሳ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ኣብ ዝገበራሉ እዋን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሉላ ገብረኣምላኽ ተዓዋቲ ውድድር ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ኮይኑ Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ድምፃውያን ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ሎሚ መዓልቲ ተኸንቢቱ። እቲ ውድድር ድምፃውያን ባዕልቶም በዝሓረይዎምን ዳያኑ ብዝመረፅሎምን ሙዚቃታት እናተፈተኑ ንትሽዓተ ዙር ምፅንሖም ይፍለጥ። ብቐጥታ ፈነወ ዳያኑ ካብ ዝህብዎ ሞያዊ ዳይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፖሊስ ዘበናዊ ሰራዊት ንክኸውን መንግስቲ ኩለ መዳይ ደገፍ ከምዝገበር ኣረጋጊፆም Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፖሊስ ዘበናዊ ሰራዊት ንክኸውን መንግስቲ ኩለ መዳይ ደገፍ ከምዝገበር ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። እቲ ዑደት ብዝምልከት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኩሉ ሰብ ኤች ኣር 6600 ንከይፀድቕ ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ሰሜን ኣሜሪካ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ፓርቲታት ፖለቲካ ሓዊሱ ኩሉ ሰብ ኤች ኣር 6600 ረቂቕ ሕጊ ኮይኑ ንከይፀድቕን ፀገማት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፍልፍሎም ንክደርቁን ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ፈላማይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጆ ባይደን ምዕራባውያን ንኲናት ሩሲያ – ዩክሬን መፍትሒ ንከምፅኡ ሓቲቶም Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምዕራባውያን ንኲናት ሩሲያ - ዩክሬን መፍትሒ ንከምፅኡ ሓቲቶም። እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ኣምሪሖም። ዕላማ እቲ ጉዕዞ ድማ፥ ኣሜሪካ ኣብ ጎኒ ምዕራባውያን ብምስላፍ ሩሲያ ምስ ዩክሬን…
ቢዝነስ ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ኡትዮጵያ ናብ ዕዳጋ ጂቡቲ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ Desta Mar 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ኡትዮጵያ ናብ ዕዳጋ ጂቡቲ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ። ፈላማይ ፎሮም ፍራምረ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ለኣኽቲ ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ልዕሊ 20 ፅርየት ዘለዎም ፍሪያታት ንቀንዲ ቀንዲ…