Fana: At a Speed of Life!

ንኣፍሪካውያን ዘላቒ ልምዓት፣ ዕድልን ክብርን ዘረጋግፅ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽህሉ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መራሕቲ ኣፍሪካን ዓለም ለኸን ናብ ኢትዮጵያ እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ብምባል፣ ታሪኻዊ ዓሻራን ፅኑዕ ራእይን ኣፍሪካ ኣፅንኦት ሂቦም ገሊፆም፡፡ ናይታ ኣህጉር ዓብዩ ሃፍቲ ተፈጥሮኣዊ ፀጋ ጥራይ…

መራሕቲ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪታት ውህደትን ምትሕብባርን ክጠናኸሩ ኣለዎም – ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ ዩሱፍ መርሃ ግብሪታት ውህደትን ምትሕብባርን ክጠናኸሩ ኣለዎም ኢሎም፡፡ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ምርግጋፅ ማይን ኣተሓሕዛ ስርዓት ፅሬት፤ ምዕዋት ዕላማታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል…

ቡሩንዲ ንኣቦ ወንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ 2026 ካብ ኣንጎላ ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቫሪስት ንድዪሺሚዬ ንኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካ 2026 ኮይኑ ተመሪፆም። መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ምርግጋፅ ማይን ኣተሓሕዛ ስርዓት ፅሬት፤ ምዕዋት ዕላማታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚራት ዓረብ ሼክቡት ናህያን ኣል ናህያን ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚራት ዓረብ ሼክቡት ናህያን አል ናህያን ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዋና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ዘትዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ጎኒ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስተን ፕሬዚዳንት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ቻፖ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ቻፖ ዘትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጎኒ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስቶም ፕሬዚዳንት…

ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)2ይ ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ…

ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን፡፡ እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምለን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ ካብ ማንም እዋን ብዝበበለፀ ኣድላዪ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ ካብ ማንም እዋን ብዝበበለፀ ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መድረኽ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ (APRM) መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ…