Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሕ ተራ ትፃወት ኣላ – ኣሜሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሕ ተራ ትፃወት ኣላ ኢሎም ልኡኽ ምክልኻል ኣሜሪካ። መበገሲኡ ካብ ሮድ ኣይላንድ ዝገበረ ጉጅለ ልኡሕ ምክልኻል ኣሜሪካ ኣብ ማእሐል መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ።…

ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ በቢጉጅለታት ዝተጠርነፉ ምኽረ ሓሳባት ናይ ምጥዕዓም ስራሕ ይዛዘም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ብጉጅለታት ዝተጠርነፉ ምኽረ ሓሳባት  ናይ ምጥዕዓም ስራሕ እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ሂሩት ገ/ስላሴ፤ ኣብ ህሉው ኩነታት እቲ ጉባኤ ዝምልከት መግለፂ…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንህዝቢ ክልል ትግራይ ናብ ኩለመዳይ ቅልውላው የቃለዖ ኣሎ – ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባል ኣስፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ስምረት ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር)፣ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ትግራይ ኩለመዳያዊ ቅልውላው የውርድ ኣሎ ኢሎም። ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር)፥ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ቀረባ እዋን መሰል ህዝቢ…

ሃገራዊ ዘተን መተኣኻኸቢ ያታን ንህንፀት ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኽብሪታት ምክክርን መደመርን ዝህነፅ መተኣኻኸቢን ገዛኢን ያታ፣ ዝፀንዐት፣ ዝማዕበለትን ናይ ኩሉ ሰብ ማዕረ ገዛ ዝኾነትን ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል እዩ። መበቆል ጥንታዊ ዘርኢ ሰብ ዝኾነት ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ብዙሓት ፖለቲካዊ ወጥሪታትን…

ሓዳሽ ኢትዮጵያ ናብ ባሕሪ እንትትግስግስ ናይ ታሪኽ ዕንቅፋት ኣቃኒዓ ኣቐዲማ ናብ ዝነበረቶ ናይ ክብሪ ቦታ ክትምለስ እያ

ጥንታዊት ውፅኢት ፅንዓት ብዙሓት ህዝብታት ዝኾነት ሃገርና ኢትዮጵያ፣ ብዙሓት ዓበይቲ ታሪኻትን ስልጣነታትን ዝወነነት እኳ እንተኾነት፤ ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓሰርተ ዓመታት ብዘይ መውፅኢ በሪ ባሕሪ ብምፅናሓ ኢኮኖሚያዊን ጂኦፖለቲካዊን ዓቕማ ተገዲቡ ፀኒሑ እዩ። እንተኾነ ግን፣ ብፅኑዓት ጀጋኑ ዝተሃንፀ…

ሌ/ጄ ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌተናል ጄኔራል ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ንሌ/ጄ ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ከምዝሾሙዎም ሓበሬታ ፖሊስ እቲ ክልል…

ኣገልግሎት ጥዕና ብፅሬት ንሕብረተሰብ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ዘላቒን ጥንኩርን ቁጠባዊ ዕቤት ሓንቲ ሃገር ጥዕናኡ ዝተሓለወ ሕብረተሰብ እዩ። ጥዑይን መፍረያይን ሕብረተሰብ ንምህናፅ ድማ ኣገልግሎት ጥዕና ብፅሬትን ብሰፊሑን ተበፃሒ ምግባር ኣገዳሲ እዩ። ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓመታት ናይ ለውጢ…

ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘለዉ ሃፍትታት ብምልማዕ ናብራ ዜጋታት ዘመሓይሹ ፕሮጀክትታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ እዮም – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘለዉ ሃፍትታት ብምልማዕ ናብራ ዜጋታት ዘመሓይሹ ፕሮጀክትታት ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ሚኒስትር መስኖን ከባታት ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)። ላዕለዋይ ኮሚቴ ፕሮጀክት መመሓየሺ ናብራ ከባቢታት ቆላ ምስ መዳርግቲ ኣካላት…

ኣብ ልዕሊ ለያቡ ዝተሸኸለ ናይ ሓፂን በሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ንሌብነት ዝተመቸወ በሪ ኣብ ምዕፃው ዘድሀበ ትልሚ ልምዓት ሓንፂፁ ጠንቂ ልምዓት ሃገር ዝኾነ ግዕዝይና ንምውጋእ ንዓመታት እናሰርሐሉ ፀኒሑ እዩ፡፡ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ዝነበሩ እዋናት ንሌብነት ዝተመቸወ ክፉት በሪ ገዲፍካ ኣይትስረቑ…

ኣጀንዳታት ናይ ምውህሃድን ምጥዕዓምን ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ – ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ እቶም ሸሞንተ ጉጅለታት ዝተሰማምዑሎም ምኽረ ሓሳባት ንምንባብ፣ ንምጥዕዓምን ንምውዳድን ዝተጣየሸ ጉጅለ ስራሕቱ ኣጠናኺ ይቕፅል ኣሎ ኢሉ። ነፍሲ ወከፎም 500 ኣባላት ዘለዎም ሸሞንተ ጉጅለታት ዘሰናድኡዎምን…