ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ሕድሳት ገዛውቲ ዓቕመ ደካማታት ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 2 ብልምዲ ሓምለ 19 ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ዝርከቡ ናይ ዓቕመ ደካማታት ገዛውቲ ሕድሳት ኣጀሚሮም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ መሓዙት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይምርድዳኣት ሰበብ ብምግባር ፅንፈኛ ሓይሊታት ሰላምን ድሕንነትን እዛ ሃገር ንምህዋኽ ይሰርሑ ከምዘለዉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይምርድዳኣት ሰበብ ብምግባር ፅንፈኛ ሓይሊታት ሰላምን ድሕንነትን እዛ ሃገር ንምህዋኽ ይሰርሑ ከምዘለዉ ፖሊስ ፌዴራል ኣረጋጊፁ። ሎሚ መዓልቲ ዝተወደቡ ሓይሊታት ቢሮ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ መስተዋቱ ብምስባር መጠነኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምስ ሱዳን ዘለዎ ውጥጥ ዶብ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ድልዊ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ሱዳን ዘለዎ ውጥጥ ዶብ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ድልዊ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማትን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፀን Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ ፣ 2914 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፀን። ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ይሳለጥ ምህላዉ ይዝከር። ብመሰረት እዚ ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፈረንሳይ ናብ ዝኽበር ዘሎ ዕለተ ናፅነት ጂቡቲ ኣቕኒዐን Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፈረንሳይ ናብ ዝኽበር ዘሎ መበል 45 ዕለተ ናፅነት ጂቡቲ ኣቕኒዐን። እተን ፕሬዚዳነት ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘለወን ክልቲኣዊ ረኽቢ ምኽኒያት ብምግባር ኢየን ናብቲ በዓል ከይደን ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ትልምታታ ብኣጀንዳ 2063 ምስ ዝተቐመጡ ሸቶታት ብምዝማድ ንምትግባር ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሃገራዊ ትልምታታ ብኣጀንዳ 2063 ምስ ዝተቐመጡ ሸቶታት ብምዝማድ ንምትግባር ትሰርሕ ከምዘላ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። ሚኒስትራት ፕላንን ልምዓትን ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ትልሚ 10 ዓመታት ኣጀንዳ 2063ን ቀፀልቲ 10…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ-ቤት ፅሕፈት ቀዳማት ሚኒስቴር Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ ክብል ቤት ፅሕፈት ቀዳማት ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ቤት ፅሕፈት ቢልለኔ ስዩም ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ግብረ ራዕዲ…
ጥዕና ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ምድጋሱ ገሊፁ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ምድጋሱ ገሊፁ። እቲ ለበዳ ቀኒሱ ዝነበረ እንተኾነ እውን ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጀሚሩ ይውስኽ ከምዘሎን 70 ሰባት ኣብ ክፍሊ ፅኑዕ ሕሙማን ክትትል ይግበረሎም ከምዘሎን እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እዚ ድማ…
ቢዝነስ ብዓል መዚ ነዳድን ኢነርጂን ሰብ ሰራሕ ሕፅረት ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ ነዳድን ኢነርጂን ሰብ ሰራሕ ሕፅረት ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ። እቲ ብዓል መዚ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከተማታት ክልልን ኢኮኖሚያዊ ሽርሒ ንምፍጣር እንትብሃል ሰብ ሰራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኔቶ ፊንላንድን ስዊድንን ብኣባልነት ንምቕባል ወሲኑ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔቶ ፊንላንድን ስዊድንን ብኣባልነት ንምቕባል ወሲኑ። ጉባኤኡ ኣብ ምስላጥ ዘሎ ኔቶ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ስምምዕ ሰነድ ኣባልነት ክታመን ንከንብራ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ፊንላንድን ስዊድንን ናብ ኔቶ ብኣባልነት ንምሕዋስ ሕቶ ምቕራበን ይዝከር።…