Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ወረዳ ድባጤ ዝርከብ መሰልጠኒ ማእኸል ሸኔ ኣዕኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ድባጤ ዝርከብ መሰልጠኒ ማእኸል ሸኔ ከምዘዕነዎ ኮሎኔል መኮንን ፀጋዬ ገሊፆም። እቶም ኮሎኔል ከምዝገለፁዎ፥ ካብ 17 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ሰራዊት ምክልኻል ብዝሰርሖ ስርሒት ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ…

ለበዳ ሕማም ዓሶ እናወሰኸ ስለዝኾ ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ሕማም ዓሶ እናወሰኸ ስለዝኾ ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ብምዃን ኣብ ለበዳ ሕማም ዓሶ፣ ቫይረስ ኮሮናን ዓበቕ ህበይን ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ፡፡…

ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓልሴ ዝተመዛበሉ ወገናት ምሕጋዝ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታትን እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ካውንስለር ኤምባሲ ጣሊያን ኣሪያና…

ሚኒስቴር ጥዕና ንክልል ትግራይ ዘድልዩ ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን ምቕራብ ከምዝቐፀሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ምስ መሓዙት ትካላት ብምዃን ናብ ክልል ትግራይ ዝተዋደደ ቀረብ ኣገልግሎት ጥዕናን ስነ-ምግቢን ምቕራብ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒቴር ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ብምዃን…

ሰብሃፍቲ ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ብሓር ንምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ዘድሃበ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብሃፍቲ ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ብሓር ንምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ዘድሃበ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ኤምባሲ እንግሊዝ ዘሰናደኦ ልዝብ፥ ማሕበረሰብ ንግዲ ምቅርራብን ሓቢሮም ምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታትን ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ…

ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ናብ ትግራይ ተላኢኹ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚንስቴር

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ናብ ትግራይ ከምዝተለኣኸ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚነሲትር ኣፍሊጡ። ከም ኣገላልፃ እቲ ሚኒስቴር 87 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 783 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲን እውን ተላኢኹ ኢዩ። ፕሬስ…

ኢትዮጵያ ካብ ባንኪ ዓለም ሓገዝ 210 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቆላማ ከባቢታት ማይ ከርሰ ምድሪ ንምልማዕን ኣብ ረብሓ ንምውዓልን ዘኽእሉ 210 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ካብ ባንኪ ዓለም ረኺባ። እቲ ሓገዝ ሕፅረት ዝናብ ኣብ ዘለወን ከባቢታት ማይ ከርሰ ምድሪ ንምልማዕን ሳኒቴሽን መስተ ማይን…

ልዕሊ 110 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 110 ሚሊየን 66 ሺሕ ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተፈላለዩ ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ብዝገበሮ ክትትል ኢዮም 87 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኣተውቲ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣዲስ ህንፀት ንግዲን መንበሪ ገዛን ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣዲስ ህንፀት ንግዲን መንበሪ ገዛን ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን። ከንቲባዋ አጠቃላይ 36 ቤቶች ግንባታ ያስጀመሩ ሲሆን÷ ከእነዚህም ውስጥ 28 የንግድ ቤቶች እና 8 መኖሪያ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ተጠቃዕቲ ስጋ ደዌ ዝኾኑ ኣባላት ማሕበረሰብ ተጠቀምቲ ዝገብር ሕድሳት ገዛ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ዝነብሩ ተጠቃዕቲ ስጋ ደዌ ዝኾኑ ኣባላት ማሕበረሰብ ተጠቀምቲ ዝገብር ሕድሳት ገዛ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን። ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ቅድሚ ክረምቲ ተዛዚሞም…