Fana: At a Speed of Life!

ኣየር ክልልና ካብ ዝኾነ መጥቃዕቲ ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ – ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ክልል ኣየሩ ካብ ዝኾነ መጥቃዕቲ ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ቁመና ከምዝርከብ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሓይሊ ኣየር ቴክኖሎጂ ብምፍጣርን…

ኣባይ ዝግበአና እናትረፈ፥ ዝግበኦም ምሃቡ ክቕፅል ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባይ ዝግበአና እናትረፈ፥ ዝግበኦም ምሃቡ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ ሎሚ መዓልቲ ሳልሳይ ዙር ምዝዛም ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብሲሮም፡፡ ኣብ መብሰሪ መደረኦም÷ “ንመላእ…

ሳልሳይ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዕ ዉ ት ኩነታት ተዛዚሙ። ምስ ምእታው ክረምታዊ ወቕቲ ተተሓሒዙ ንሳልሳይ እዋን እናተኻየደ ዝፀንሐ ምልኢት ማይ እቲ ግድብ ብዓወት ተዛዚሙ ኣብዚ ሕዚ እዋን ማይ ብጫፍ እቲ ግድብ እናፈሰሰ…

ኣምባሳደር ሙክታር ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ኣቕሪቦም። ኣምባሳደር ሙክታር ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣብ ዘስምዑዎ መደረ÷ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ዝፀንሐን ታሪኻዊን…

ኣብ ዶብ ኢትዮ-ጂቡቲ ህንፀት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል ደገፍ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶብ ኢትዮ-ጂቡቲ ህንፀት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል ደገፍ 3 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ ምስ “ኮሜሳ” ስምምዕነት ተፈፂሙ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣይተ ካሳሁን ጎፌ፥ ምስ ዋና ፀሓፊት ሓበራዊ ኢኮኖሚ ዕዳጋ ምብራቕን…

 “ግድብ ህዳሰ ንኢትዮጵያዊያን መብራህቲን ድራርን”-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ንኢትዮጵያዊያን መብራህቲን ድራርን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት፥ ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቅድሚ ኣዋርሕ ዝተጀመረ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ክብ ብምባል…

ፓርቲ ብልፅግና ካልኣይ ተርባይን  ግድብ ህዳሰ ምፍልፋል ሓይሊ ብምጅማሩ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፉ። እቲ ፓርቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እዚ ዕለት ዓርማ ኢትዮጵያዊነትና፣ ኣሰር ሓበራዊ ፃዕርና…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብኹሎም ዓውዲታት ዝግበር ምትሕብባር ተጠናኺሩ ንክቕፅል ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብኹሎም ዓውዲታት ዘግበር ምትሕብባር ተጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ባይቶ፥ ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፉ።…

ፕሬዚዳንት ሳሕለወርቅ ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን  ግድብ ህዳሰ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳሕለወርቅ ዘውዴ ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን። ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብስምምዕነት ውፅኢት ምምፃእ ከምዝከኣል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ ኣብ ክሊ ላዕለዋይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብስምምዕነት ውፅኢት ምምፃእ ከምዝከኣል ኣሚነን ክሰርሓ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም። ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…