Fana: At a Speed of Life!

“ጋለሪ”ዕደና ኢትዮጵያ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ዕደና ዝርከብ መራኣያ ዕደና ኢትዮጵያ(ጋለሪ) ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሰራሕተኛታት ደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣገልግሎት ዝህብ ቅርንጫፍ ኣብ ጅማ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27  ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሰራሕተኛታት ደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣገልግሎት ዝህብ ቅርንጫፍ ኣብ ጅማ ከፊቱ። ፅሬትን ተበፃሕነትን ኣገልግሎቱ ዝሓሸ ንምግባር ዘኽእል ከምዝኾነ ድማ እቲ ባንኪ ገሊፁ። እቲ ባንኪ መሪቖም ዝኸፈቱ ኣካያዲ ስራሕ ጅማ…

ኣብ ጅማ ብዘተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጅማ ትኛሊ ብዘተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣጋጢሙ እቲ ባርዕ ኣብቀበሌ በቾ ቦሬ ሰዓት 2:20 ምሸት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ኣብ መንበሪ ኣባይቲን ግቢን ኣብ ልዕሊ ዝነበረ  ተሽከርካሪን  ባጃጃትን ጉድኣት ኣጋጢሙ።…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ካልኣይ ዙር ዝኣከቦም ልዕሊ 10 ሽሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ካልኣይ ዙር ዝኣከቦም ልዕሊ 10 ሽሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ርክክብ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ አድማሱ ዳምጠው፣ ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣይተ…

ኮምሽን ጉምሩክ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ንህንፀት ኣባይቲ ዝውዕል ድጋፍ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ንህንፀት ኣባይቲ ዝውዕል ድጋፍ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ። ኮሚሽነር ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ ሎሚ መዓልቲ ነቲ ደገፍ ንከንቲባ ምምሕዳር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ትግራይ ዝበፅሕ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቅልጣፍ ዝግበር ፃዕሪ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ትግራይ ዝበፅሕ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቅልጣፍ ዝግበር ፃዕሪ ኣብ ክልል ዓፋር ኬላ ሰርዶ ብምርካብ ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን …

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብ105 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 510 ሞተር ሳይክላት ንክልላት ኣከፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብ105 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 510 ሞተር ሳይክላት ንክልላት ኣከፋፊሉ። ኣብ ቤት ዕዮ ቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ርኽክብ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ መስተ ማይን ሳኒቴሽን ኣምባሳደር ኣስፋው ዲንጋሞ መፍትሕ…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ዓውዲ ኣቬሽን ዝነበረን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን- ወ/ሮ ዳግማዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዓብዲ ማሕሙድ ኢያቤን ዘትየን። ኢትዮጵያን ጅቡትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነት ከምዘለወን ወይዘሮ ዳግማዊት ኣዘኻኺረን።…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ክልል ዓፋር ሰመራ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኰንን ናብ ክልል ዓፋር ሰመራ ኣትዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ሰመራ መዕርፎ ነፈርቲ ሱልጣን ዓሊሚራህ ሃንፈሬ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ካልኦት ላዕለዎት…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ እናተጓዛ ምዃነን ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ እናተጓዛ ምዃነን ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሌይ ገሊፆም። እቶም ዳይሬክተር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ዝግበር ሰብኣዊ…