Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ብቐፃልነት ዝቐርበሉ ዘሎ ኩነታት ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ብቐፃልነት ዝቐርበሉ ዘሎ ኩነታት ንኢዳ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብሓፈሻ ኣብ ክልልት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ደገፍ ንዝደሊዩ ዝቐርበሉ ዘሎ መገዲ ከምእትንእድ ኢዩ ኣፍሊጡ። ኣብ…

ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ  ሴቬሮዶኔስክ “ዝኸፍአ” ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ  ሴቬሮዶኔስክ ዝኸፍአ ዝተብሃለ ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ከተማ ሴቬሮዶኔስክ ንምሓዝ ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት ቅድመ ሐዚ ኣብ ምብራቕ ዩክሬን ካበ ዝተኻየደ ኲናት እቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ተሓቢሩ። ከም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር ምምሕያሽ ታሪፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር ምምሕያሽ ታሪፍ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ዕላዊ ምግባሩ ገሊፁ። እቲ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ ዘሎ ዓለም ለኸ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ መሰረት ብምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ። በዚ ድማ ኣብታ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት 9 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ዕብየት ንምምዝጋብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት 6 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ዕብየት ንምምዝጋብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…

መንግስቲ ነቲ ዘጋጠመ ናህሪ ዋጋ ንምፍታሕ  ሓፂር፣ ማእኸላይን ነዊሕን ኣንፈታት ስጉምቲ  ንምውሳድ ዓሊሙ ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ተዛቲዩ። ካብ 2011…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ይርእይ ኣሎ።…

ንሃገር ቦቀል ፍሪያት ኣፍልጦ ክንህብን ክነተባብዕን ይግባእ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገር ቦቀል ፍሪያት ብዘረባ ጥራሕ ዘይኮነስ ፍሪያቶም ብምዕዳግ ኣፍልጦ ክንህብን ክነተባብዕን ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። መበል 12 ኤግዚብሽን ሰሙን ቴክኒክን ሙያን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ እተን ከንቲኣ…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 195 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 195 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። እቲ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብብርኪ ሃገር ተበፃሒ ንምግባር ንዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ብሰንኪ ጉንፂ ጉድኣት…

ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ድሬዳዋ ምስ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኣካላት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ድሬዳዋ ምስ ዝርከቡ ኣቦታት ሃይማት፣ ዓበይቲ ዓዲን ኣባ ገዳታትን ተዛቲዩ። እቲ ዘተ እቲ ኮሚሽን ኣናካየዶ ዝርከብ ተግባር ብምምዝጋብ ኣብ ቀፃሊ ሓቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምርድዳእ ንምፍጣር ምዃኑ…

ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ወረዳ ድባጤ ዝርከብ መሰልጠኒ ማእኸል ሸኔ ኣዕኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ድባጤ ዝርከብ መሰልጠኒ ማእኸል ሸኔ ከምዘዕነዎ ኮሎኔል መኮንን ፀጋዬ ገሊፆም። እቶም ኮሎኔል ከምዝገለፁዎ፥ ካብ 17 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ሰራዊት ምክልኻል ብዝሰርሖ ስርሒት ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ…