Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራ ቁፅሪ ተመዛበልቲ ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራ ቁፅሪ ተመዛበልቲ ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ ምዃኑ እቲ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ዶክተር ስቡህ ገበያው፥ በቢእዋኑ ቁፅሪ ተመዛበልቲ እናወሰኸ ከምዝኾኑ ብምግላፅ፥ ብምዃኑ ድማ ኣብ ሰለስተ…

ፖሊስ ፌዴራል ንላዕለዎት መኮንናት ዕቤት መዓርግ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዋና መምርሒ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንላዕለዎት መኮንናት ዕቤት መዓርግ ይህብ ኣሎ። እቲ ዕቤት መዓርግ ዝተውሃቦም ላዕለዎት መኮንናት ዝሐሸ ብቕዓት ኣመራርሓን ኣፈፃፅማ ስረሖም ብሰራዊት ዝተመስከረሎምን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ላዕለዋይ…

ኣመራርሓታት እታ ከተማ ኣብ ዝተመደቡሉ ቦታ ንማሕበረሰብ ብተኣማንነትን ቅንዕናን ከገልግሉ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተመደቡሉ ቦታ ንማሕበረሰብ ብተኣማንነትን ቅንዕናን ከገልግሉ ከምዝግባእ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣተሓሳሲበን። “ሓዱሽ ፖለቲካዊ ምልከታ - ሓዱሽ ሃገራዊ ዝላ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ብርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሞጆ ከተማ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሞጆ ከተማ ዝርከብ መፍረዪ ጣቢያ ኣቦካዶ ዑደት ይገብር ኣሎ። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…

ስግኣት ሓደጋ ውሕጅ ክረምቲ ንምጽዋር ዝሰርሕ ሃገር ለኸ ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስግኣት ሓደጋ ውሕጅ ዝመፅእ ክረምቲ ንምጽዋር ዝሰርሕ ሃገር ለኸ ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። እቲ ግብረ ሓይሊ ትንበያ ኢንስቲትዩት ብሄራዊ ሜቲዮሮሎጂ መበገሲ ብምግባር ብዙሓት ስግኣታት ሓደጋ ውሕጅ…

ኩባኒያ ኣፍራዪ  ሓምለዋይ ሓይሊ ፎርትስኪው ፊውቸር ኢንዱስትሪ  ኣብ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ነዳዲን ኣሞኒያ ንምፍራይ ዘኽአል ፍቓድ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኣፍራዪ  ሓምለዋይ ሓይሊ ፎርትስኪው ፊውቸር ኢንዱስትሪ  ኣብ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ነዳዲን(ግሪን ሃይድሮጂን) ኣሞኒያ  ንምፍራይ ዘኽአል ፍቓድ ተዋሂቡዎ። እቲ ኩባኒያ ብሓምለዋይ ሓይሊ 25 ጊጋ ዋት ንምፍራይ ትልሚ ሒዙ ኣሎ። ኣብ ሸራተን…

ማእኸል ታለንት ኢትዮ-ሳይበር ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ- ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም፥ ኣብ ቤት ዕዮ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረበብ ድሕንነን ዑደት ገይሮም። ዝስርሑ ዘለዉ ሃገር ቦቀል ውፅኢታት ሳይበር ቴክኖሎጂን ኣብ ሳይበር ድሕንነት ፍሉይ ውህብቶ ዘለዎም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራት ኢትዮጵያ ናብ ዝጀመረቶ ጉዕዞ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንክሕወሳ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራትን መዳርግቲ ኣካላትን ኢትዮጵያ ናብ ዝጀመረቶ ጉዕዞ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንክሕወሳ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ስዊድንን ኬንያን ብሓባር ስቶኮልም ፕላስ 50 ዝተብሃለ ኮንፈረንስ ምድላወን…

መበል 12 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ ቻምበር ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ደኣንት ዝሳተፍሉ መበል 12 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ ቻምበር ተኸፊቱ። ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ብምውዳድ ዘዳለዎ ከምኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፥ ልኡኽ እቲ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት 7 ሺሕ መፅሓፍ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት 7 ሺሕ መፅሓፍ ኣበርኪቱ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ እቲ መፃሕፍቲ ካብ ቤት ፅሕፈት እቲ ጉባኤን ካብ ኣባል ኣብያተ እምነትን ዝተረኸበ ኢዩ ኢሎም።…