Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ቄለም ወለጋ ንዝርከቡ ብጎንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ወረዳ ቄለም ወለጋ፣ ሃዋ ገላንን ስዮን  ንዝርከቡ ብኮንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ስርናይ፣ ዓልቋይን ዓተርን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ንሕድሕድ ስድራ…

ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 20 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 20 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 13 ሺሕን 260 ዝኾኑ መፃሕፍቲ ናይ ታሪኽ፣ ቋንቋ፣ ጥበብን ባህሊን ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ…

ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ከቢድ ዝናብ ስለዝህሉ ካብ ብሕዚኡ ካብ ሓደጋ ውሕጅ ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ – ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ሓደጋ ውሕጅ ከስዕብ ዝኽእል ከቢድ ዝናብ ስለዝህሉ ካብ ብሕዚኡ ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ጥንቃቐ ክግበር ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብዚ ሰሙን ዝተርኣየ መጠን ሙቐት ካብ…

ኢምፓክ ኮርፖሬሽን ጃፓን ካብ ኢትዮጵያ ዘእትዎ ዕምበባ ፅገሬዳ ብሓሙሽተ ዕፅፊ ክብ ከብሎ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢምፓክ ኮርፖሬሽን ጃፓን ካብ ኢትዮጵያ ዘእትዎ ዕምበባ ፅገሬዳ ብሓሙሽተ ዕፅፊ ክብ ከብሎ ኢዩ። ኣምባሳደር ኢትትዮጵያ ኣብ ጃፓን ተፈራ ደርበው፥ ምስ ኣቦ መንበርን ፕሬዚዳንትን ኢምፓክ ኮርፖሬሽንን ሄኪሮ ሞሪሽጌ ተዛቲዮም። ሄኪሮ ሞሪሽጌ፥…

ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ቱርኪ መህመት ሙስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ቱርኪ መህመት ሙስ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ካልኦት ዘፈራትን ዘለዎም ርክብ ንምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት ኣድሂቦም፡፡ ሚኒስትር መዓድን…

ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢትዮጵያ ንኽሕግዝ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢትዮጵያ ንኽሕግዝ ተሓቲቱ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ሚኒስትር ዶክተር በለጠ ሞላ፥ ጄነቫ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተረኺቦም ምስ ዋና ፀሓፊ…

ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ኣብታ ዓዲ ተነቢሩ ዝፀንሐ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ቅድሚ ሽዱሽተ  ኣዋርሕ ኣብታ ሃገር ተነቢሩ ዝፀንሐ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ። ኣብ ሱዳን እቲ ፕሬዚዳንት ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምልዓሎም፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2019…

ንድሕንነት ህዝቢ ተባሂሉ ዝተጀመረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝኾነ ይኹን ውሽጣን ደጋዊን ፅዕንቶ የብሉን – ዶክተር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተጀመረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝኾነ ይኹን ውሽጣን ደጋዊን ፅዕንቶ ዘይብሉን ቀንዲ ዕላምኡ ንምኽባር ድሕንነትን ሰላምን ህዝቢ ተባሂሉ  ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። ሰላም ንኹሉ መሰረት ኢዩ…

ኣብ ባንኪታት ኢትዮጵያ ብዘነፃፀረ ገበን ምጭብርባር ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ከም“ዝተመዝበረ” ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ብዘነፃፀረ ገበን ምጭብርባር ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር  ከም“ዝተመዝበረ”  መፅናዕቲ ሚኒስቴር ፍትሒ ተገሊፁ። ካብ 2009 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ እቲ መፅናዕቲ ልዕሊ 370 ቢሊየን ብር ኣብ ባንኪታት…

ዓበቕ ህበይ ብማእኸላይ ብርኪ ስግኣት ዓለም ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓበቕ ህበይ ብማእኸላይ ብርኪ ስግኣት ዓለም ከምዝኾነ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ። እቲ ቫይረስ ንከቢድ ሕማም ተቓላዕቲ ናብ ዝኾኑ ህፃናትን ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሞም ናብ ዝተዳኸመ ክፋላት ሕብረተሰብን ድሕሪ ምልብዑ ኢዩ ከምዚ ተባሂሉ። ከም…