Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ሪፈራል ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒሊክ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ሪፈራል ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒሊክ መሪቖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ አወን ተረኺበን። ቅድም ኢሉ ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ መዓርግ ምክትል ሓለቓ ሚኢቲ ንዝረኸቡ ተመረቕቲ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ መዓርግ ምክትል ሓለቓ ሚኢቲ ንዝረኸቡ ተመረቕቲ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቶም…

ቀዳማይ ሃገር ለኸ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሃገር ለኸ ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት እቲ ፀወታ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ፣ ተወከልቲ ኮሚቴ…

ጦር ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዘካይዶ ወታደራዊ ወፍሪ ዓለም ለኸ ሰብኣዊ ሕጊታት ኣጥቢወቑ የኽብር – ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዘካይዶ ወታደራዊ ወፍሪ ዓለም ለኸ ሰብኣዊ ሕጊታት ኣጥቢወቑ ከምዘኽብር ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሹልዝን ኣብ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ልኡኽ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ን4ይ ግዘ ኣብ ዳሬሰላም ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ምብራቕ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሉ ዝተሳተፈ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…

ጣብያ መፅረዪ ፈሳሲ ቃሊቲ ኣብ መዓልቲ 100 ሽሕ ሜትር ኪዩቢክ ማይ እናፃረየ ምዃኑ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣብያ መፅረዪ ፈሳሲ ቃሊቲ ኣብ መዓልቲ 100 ሽሕ ሜትር ኪዩቢክ ማይ እናፃረየ ምዃኑ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ማናጀር ጣብያ መፅረዪ ፈሳሲ ቃሊቲ ሚስባህ ኤልያስ÷ እቲ መፃረዪ ቅድሚ ሕዚ ኣብ መዓልቲ 7 ሺሕን 500…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ ሓደ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ዝሓለፈ እንትኾን፤ ኣብ ልዕሊ 11 ሰባት ድማ ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ኣካል በፂሑ፡፡ እቲ ሓደጋ ትራፊክ ካብ እንጦጦ ናብ ቁስቋም 13 ሰባት ፂዒና…

ንምጉታት ፕሮጀክትታት ከምፀገም ዝልዓል ግዝያዊ እገዳ ቤት ፍርዲ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምጉታት ፕሮጀክትታት ከምፀገም ዝልዓል መድረኽ ምኽክር ግዝያዊ እገዳ ቤት ፍርዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻደ ይርከብ። ኣብቲ መድረኽ ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፍትሒ፣ ዳኛታት ቤት ፍርዲ፣ ኣባላት ቐዋሚ ኮሚቴ ባይቶ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ርክክብ መሳርሕታት ሜካናይዜሽን ሕርሻ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዳላውነት ቢሮ ሕርሻ ክልል ኣምሓራ " ካብ ኣርዑትን ነዊትን ናብ ትራክተር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሓረሰቶት እቲ ክልል ርክክብ መሳርሕታት ሜካናይዜሽን ሕርሻ ተኻይዱ። እቲ ሓገዝ መሳርሕታት ሜካናይዜሽን ሕርሻ÷ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀገም ቀረብ…

“ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንመናእሰይ ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ሓድነት እዩ” ክብላ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንመናእሰይ ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ሰላም፣ ሓድነትን ምትሕብባርን እዩ” ክብላ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን። “ኣዲስ ኣበባ ናይ ሰላምን ሓድነትን ከተማ” ብዝብል መሪሕ ቃል ከተማ ሓቆፍ ምንቅስቓስ…