Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ፎረም ፈንድ ሃፍቲ ሶቨረን  ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ። ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ   ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ፎረም…

ብዕርቂ ናብ ዝሐሸ ነገር ምስጓ ጊዚኡ ዝሓቶ ተግባር ኢዩ – ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረብሓ ዕርቂ ብምቕባል ናብ ዝሓሸ ተግባር ምስጓ ግዚኡ ዝሓቶ ተግባር ከምዝኾነ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም፡፡ ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ…

ኣብ ሰብኣዊነትን ግደ ትካላት ሚዲያን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ኣካላት ሚዲያ ኣብ ሰብኣዊነትን ግደ ትካላት ሚዲያን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ። ዋና ፀሓፊ እቲ ማሕበር ኣይተ ጌታቸው ታኣ፥ ትካላት ሚዲያ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ካብ ምላሽ ሓደጋ ክሳብ ሰብኣዊ ልምዓት…

125 ሓደሽቲ ናይ ገፀር ከተማታትን መንደራትን ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ ኣብዘይበፅሐለን ከተማታትን መንደራትን ፍትሓዊ ተበፃሕነት ኤሌክትሪክ ጋህዲ ንምግባር ብዙሓት ስራሕቲ እናሳለጠ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2014 125 ሓደሽቲ…

ክታበት መከላኸሊ ኩፍኝ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ክታበት መከላኸሊ ኩፍኝ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ኣብ ክልል ዓፋር ዘጀመሩ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ያሲን ሃቢብ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ክታበት ኣብቲ ክልል ኣብ ዝርከባ ጣያታት ጥዕና ግዚያዊ ጣቢያታት መዕዘቖቢ ክካየድ…

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ትካላት ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ምምሕዳራት ትካላት ሰላምን ፀፅታን  ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ክልል ደቡብ ብምትሕብባር ዘሰናድኦ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ…

ንምጥንኻር ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ከምዝሰርሑ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ ሞሓመድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምጥንኻር ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ከምዝሰርሑ ሓዱሽ ተመራፂ ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ ሞሓመድ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ትዊተር ገፆም ንመግለፂ ሓጎስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ…

ዕንወት ኲናት ንምትራፍ ኩሉ ሰብ ንሰላም ቀዳምነት ክህብ ኣለዎ ክብሉ ፓርቲታት ፖለቲካ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕንወት ኲናት ንምትራፍ ኩሉ ሰብ ንሰላም ቀዳምነት ክህብ ኣለዎ ክብሉ ፓርቲታት ፖለቲካ ሓቲቶም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትግራይ ህፃናት ሓዊሱ  ብምግዳድ ናብ ኲናት ንክኣትዉ ይገብር ከምዘሎ ዘርእዩ ሓበሬታታት ዓለም ለኸ ትካላት የውፅኡ ዘለዉ…

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብ ጂሮ ዲ’ኢታልያ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓስራይ መድረኽ  ጂሮ ዲ'ኢታልያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። እቲ ወዲ 22 ዓመት ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ሎሚ መዓልቲ ካብ  ፐስካራ ናብ ጀሲ ኣብ ዝተኻየደ 195 ኪሎ ሜትሮ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ተርኪን ዝተገበሩ ወተሃደራዊ ስምምዓት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ተርኪን ዝተገበሩ ወተሃደራዊ ስምምዓት ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻውዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ መንጎ ጅክልቲአን ሃገራት ዝተገበረ ወተሃደራዊ ስምምዓት፣ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ፋይናንስን ደገፍ…