ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ተርኪን ዝተገበሩ ወተሃደራዊ ስምምዓት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ተርኪን ዝተገበሩ ወተሃደራዊ ስምምዓት ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻውዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ መንጎ ጅክልቲአን ሃገራት ዝተገበረ ወተሃደራዊ ስምምዓት፣ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ፋይናንስን ደገፍ…