ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ወረዳታት ባልዕ ተምች ከምዘጋጠመ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ወረዳታት ባልዕ ተምች ከምዘጋጠመ መምርሒ ሕርሻ እታ ዞባ ኣፍሊጡ።
መራሒ ጉጅለ ልምዓት ዝራእቲ እቲ መምርሒ ኣይተ ኣበበ ጌታቸው ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ወረዳታት ሃገረማርያም፣ ምንጃር፣ በረሀት…