ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሮኮ ኣዚዝ አክሃኖች ኣዲስ ኣበባ ኣትዩም mizan mekonen Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሮኮ ኣዚዝ አክሃኖች ኣብ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካን ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ በፅሑ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ሩዋንዳ ጀስቲን ንሴንጊዩምቫ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም mizan mekonen Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሩዋንዳ ጀስቲን ንሴንጊዩምቫ (ዶ/ር) ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ጉባኤ ጣልያን ኣፍሪካን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሃገራት ማዕቐፍ ምትሕብባር ናይል ኣብ ሩባ ናይል ፍትሓዊ ተረባሕነት ቆራፃት ከምዝኾና ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ማዕቐፍ ስምምዕነት ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ዘፅደቓ ሃገራት ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ሩዋንዳ፣ ታንዛኒያ፣ ኡጋንዳ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሊቢያ ሞሃመድ የኑስ ኤል መንፊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሊቢያ ሞሃመድ የኑስ ኤል መንፊ ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ኣፍሪካ-ጣሊያን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ኣፍሪካ-ጣሊያን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መዓድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ሐካዪዴ ሂቺሌማ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም mizan mekonen Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ሐካዪዴ ሂቺሌማ ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ጉባኤ ጣልያን ኣፍሪካን ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ በፅሑ ብሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ኣፍሪካ-ጣሊያን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ኣፍሪካ-ጣሊያን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር እቶት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ ንኢንዱስትሪ ምስግጋር… mizan mekonen Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ስግግር ኢንዱስትሪ ንምርግጋፅ፣ ማዕቀፍ ፖሊሲ ዞባ ናፃ ንግዲ ኣህጉር ክቀላጠፍ ከምዘለዎ ሕብረት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ኣህጉር ኣፍሪካ ዞባ ናፃ ንግዲ ተግባራዊ ብዝተገበረ ሓሙሽተ ሃገራት ዝተረኽበ ውፅኢት ብምግምጋም ናብ ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ቀዋሚ ውክልና ክህልዋ ይግባእ mizan mekonen Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6፣ ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ ፀጥታ ቀዋሚ ውክልና ክህልዋ ይግባእ ኢሎም መራሕቲ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪካ። ትማሊ ኣብ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት…