ምርግጋፅ ወናንነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሓበራዊ ምዕባለ ሃገራት እቲ ዞባ መሰረት እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 9፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 130 ሚልየን ህዝቢ ዘለዋን ብቕልጡፍ እናዓበየት ትርከብን ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ሕቶኣ ብትምኒት ጥራሕ ዝተርፍ ኣይኮነን።
ኢኮኖሚን መፃኢ ዕድልን ኩሉ ግዜ ዝተኣሳሰሩ ብምዃኖም በሪ ባሕሪ ወሳኒን ኣገዳዲን ጉዳይ እዩ።
ኢትዮጵያ…