መንግስቲ ፅባቐ ከተማታትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ተሓልዩ ንክዝምኑ ኣድላዩ ሓገዝ ክገብር እዪ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መንግስቲ ፅባቐ ከተማታትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ተሓልዩ ክዝምኑ ኣድላዩ ሓገዝ ክገብር እዪ፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ተረኺም እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም፡፡…