Fana: At a Speed of Life!

ደቡብ ኮሪያ ተምሃሮ ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ስልኪ ከይሕዙ ከልኪላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቡብ ኮሪያ ተምሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርቶም ስማርት ስልኪ ከይሕዙ ዝኽልክል ሕጊ ኣፅዲቓ፡፡ እቲ ሕጊ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2026 ተግባራዊ ምዃን ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ህፃናትን ሰገናትን ብወልፊ ዘበናዊ ስልኪ ከምዝዝተቓልዑ ብመፅናዕቲ…

ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ግደ ሚዲያታት ልዑል ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎም ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። መበል 15 ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሸን ምብራቕ ኣፍሪካ "ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ንምትእስሳር ኣፍሪካ"…

ወለዶ ናይ ዘመናት ልምዓታዊ ሸቶኡ ዘዐወተሉ ግድብ ህዳሴ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ወለዶ ብርእሱ ዓቕሙን ማእገርን ናይ ዘመናት ሸቶ ልምዓት ኣብ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ምዕዋት ክኢሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ከምዝበልዎ ፤ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንቐፃሊ ወለዶ እውን ዓብዩ ትርጉም ዝህብ…

ጉባኤ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልካል ገበን ፤ ብተግባር ገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ኣምሲልካ ምቕራብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምብራቅ ደቡብ ኣፍሪካ ምክልኻል ገበን ዝተረኸበ ገንዘብ ሕጋዊ ኣምሲልካ ምቕራብ መበል 50 ጉባኤ ሓለፍቲ ስራሕ ጉጀለ ምክልኻል ገበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ሓላፊት ቤት ፅሕፈትን ቀዳማይ ሚኒስትርን ጉዳያት ካቢኔ ሚኒስትር…

ንቀፀልቲ ፕሮጀክታት ልምዓት መንፈስ ዓርሰ እምነት ዝፈጥር ግድብ ህዳሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ቀፃሊ ንዝውገኑ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ልምዓት ዓርሰ ምትእምማን ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ምሁራን። እቶም ምሁራን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን እከምዝበሉዎ፤ እቲ ግድብ ዝርከበሉ ምዕራፍ ኢትዮጵያ…

ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሽን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሽን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ "ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ንምትእስሳር ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር…

ኮሎምቢያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሎምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከፊታ። ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኬዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚደንት ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኮሎምቢያ መሪቖም ከፊቶም።…

 ጉባኤ ሕብረት ሻንጋይ -ፅኑዕ ምልክት ሕብረት ደቡባዊ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ንፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲንን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ሓዊሱ ንመራሕቲን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ልዕሊ 20 ሃገራት ክቕበሉ ኢዮም። ካብ ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ጀሚሩ ኣብ ሰሜናዊ ቻይና ኣብ…

ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድን ማልታን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ክትሰርሕ ኢያ- ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድን ማልታን ዘለዋ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምጥንኻር ክትሰርሕ ኢያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት እዋን ፃንሒት ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞናን ኣምባሳደር…

2 ሺሕን 900 ሜትሮ ዝነውሕ ድልድል

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና እናተሃነፀ ዝርከብ ነዊሕ ድልድል ኣብ ቀረባ እዋን ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክበቅዕ ኢዩ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ቻይና ግዝኣት ጉዊዡ ዝተሃነፀ ነዊሕ ድልድል ናብ ስራሕ ቅድሚ ምእታዉ ፍተሻ እናተገበረሉ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ…