Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዘጋጠሙዋ ፈተናታት ብሰላማዊ መገዲ ንኽትፈትሕ ኣሜሪካ ዝኾነ ይኹን ሓገዝ ክተቕርብ ኢያ – ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠሙዋ ፈተናታት ብሰላማዊ መገዲ ንኽትፈትሕ ኣሜሪካ ዝኾነ ይኹን ሓገዝ ክተቕርብ ኢያ ክብላ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝኾና ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ገሊፀን። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን…

1 ሺን 29 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺን 29 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓሙሽተ ህፃናትን 1 ሺሕን 24 ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ…

ፅንፈኝነትን ኣኽራርነትን እናስዐቦ ዝርከብ ጥፍኣት ንምግታእ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ፈፀምቲ እቲ ተግባር ስጉምቲ ክወስድ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቐንዱ ብሄርን ሃይማኖትን ሸፋን ዝገበረ ፅንፈኝነትን ኣኽራርነትን እናስዐቦ ዝርከብ ጥፍኣት ንምግታእ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ፈፀምቲ እቲ ተግባር ስጉምቲ ክወስድ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ…

በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ። ፅባሕ 27 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ዝኽበር በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12፡00 ምስኮነ 21 ግዘ…

ሞስኮ ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበቶም ኣፅዋራት ተጓዓዕዘሎም ኢያ ዝበለቶም  መስመራት ባቡር ካብ ስራሕ ወፃእ ምግባራ ገሊፀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞስኮ ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበቶም ኣፅዋራት ተጓዓዕዘሎም ኢያ ዝበለቶም  ሽዱሽተ ጣቢያታት መስመር ባቡር ካብ ስራሕ ወፃእ ምግባራ ገሊፃ። ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ከምዝሓበሮ፥ በቲ ድብደባ ኣርባዕተ መኻዚናት ኣፅዋር ሓዊሱ 40 ወታደራዊ…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ መዓድን ኢትዮጵያ ሃፍቲ መዓድና ብስፍሓት ንምፍላጥ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ መዓድን ኢትዮጵያ ሃፍቲ መዓድና ብስፍሓት ንምፍላጥ ምድላው ከምዝተዛዘመ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ኢንጂነር ታከለ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓለለፉዎ መልእኽቲ፥ ድሕሪ…

ኢትዮጵያ ኣብ ፖሊሲን ስትራቴጂታትን ልምዓት ኢንተርፕራይዛት ካብ ኮሪያ ልምዲ ንምቕሳም ትልሚ ኣለዋ – ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፌዴሪኢ ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ  ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ካንግ ሶኪ ተዛቲየን፡፡ እተን ሚኒስትር ምስቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒት፥ ኢትዮጵያን ኮሪያን ንዘበናት ዝዘለቐ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘለወን ዝሓበራ…

ፅዋዕ ዓለም ንምርኢት ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዋዕ ዓለም ንምርኢት ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ። እቲ ፅዋዕ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፅእ ተፈሊጡ። ፅዋዕ ዓለም ንምረኢት ካብ ሞንጎ ዝቐርበለን ሃገራት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓንቲ ኢያ። ምስቲ ፅዋዕ ዓለም ድማ ፈረንሳዊ…

ኣብ ኣውሮፓ ካብ መጠን ዝሓለፈ ርጉዲ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ፀብፃብ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ካብ መጠን ዝሓለፈ ርጉዲ “ለበዳ ብዝመስል መልክዕ” ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ፀብፃብ ኣመልኪቱ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደን ትኹረቱ ካብ መጠን ንላዕሊ ርጉዲ ዝገበረን ኣኼባ ዕላዊ ዝኾነ ፀብፃብ ኣብ ዜጋታት ኣውሮፓ መጠን ርጉዲ ካብ…

ካብ ፍርያታውነት ወፃእ ምዕባለ ምዕዋት ዝሕሰብ ኣይኮነን – ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ፍርያታውነት ወፃእ ምዕባለ ምዕዋት ዝሕሰብ ኣይኮነን” ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣይተ መላኩ ኣለበል ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ምንቅስቓስ ማሕለኻታት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት…