Fana: At a Speed of Life!

ሰሜን ኮሪያ ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ባለስቲክ ሚሳኤል ናብ ምብራቓዊ ተረፍ ባሕሪ ከምዘወንጨፈት ተሓቢሩ። እቲ ናይ ሕዚ ፈተነ ሚሳኤል፥ መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ዓቕሚ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ሃገሮም ብምዕባይ ኣብ ልዕሊ ፀላእትና ክንጥቀም ኢና ምስበሉ ድሕሪ ሒደት…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ሕማም ጊኒ ዎርም ካብ ኢትዮጵያ ንምጥፋእ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ንምዕዛብ ጋምቤላ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሕማም ጊኒ ዎርም ካብ ኢትዮጵያ ንምጥፋእ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ንምዕዛብ ናብ ክልል ጋምቤላ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጋምቤላ እንትበፅሓ፥ ብላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ክልል ኣቀባበል…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ቴቴ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ቴቴ ውፅታዊ ዘተ ምግባሮም ገሊፆም። ኣምባሳደር ታየ ምስተን ኣምባሳደር ኣብ…

ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ሻድሻይ ዙር ቀዳማይ ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ፥ ቃለ ጉባኤ ምፅዳቕ፣ ተወሳኺ በጀት ምፅዳቕን ሓደሽቲ ሽመታትን ከምዘከናውን ትፅቢት ኣሎ፡፡ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰላምን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ትኹረት ተገይሩ ከምዝስራሕን ህዝቢ ብምስታፍ ከምዝሳለጥን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሕን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ግምገማ ኣካይዱ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብታ ከተማ ዝነበረ ኣፈፃፅማ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ብሓባር ዝገምገመ እንትኸውን፥ ኣብ…

ኣብ መዝገብ ክሲ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል 1ይ ተኸሳሲ ህይወቱ ምሕላፉ ስዒቡ ኣብ ካልኦት ተኸሰስቲ ምስክራት ዓቀብቲ ሕጊ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዝገብ ክሲ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል 1ይ ተኸሳሲ ሜጀር ጀኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ(ወዲ ነጮ) ህይወቱ ምሕላፉ ስዒቡ ኣብ ካልኦት ተኸሰስቲ ምስክራት ዓቀብቲ ሕጊ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምድብ ልደታ…

ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሰሙን ሃይማኖት ጉልባብ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተርኣዩ ህውከታትን ገበናትን ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ…

ኣሜሪካ ንዩክሬን ዝለኣኸቶም ዓይነትን መጠንን ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ዝለኣኸቶም ዓይነትን መጠንን ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንዩክሬን ቃል ካብ ዝኣተውዎ ሓገዝ ኣፅዋር እቲ 80 ሚኢታዊ መዳፍዕ ኤም- 777ን ጠያይቲን ኣብ ኬቭ ከመዝበፅሐ ተገሊፁ።…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ምኽትሎም ካብ ሓላፍነት ንኽለዓሉ ምሕታቶም ስዒቡ ኣብ ማእኸሎም ወጥሪ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ምኽትሎም ዊሊያም ሩቶ ካብ ሓላፍነት ንኽለዓሉ ምሕታቶም ስዒቡ ኣብ ማእኸሎም ወጥሪ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ። እቲ ወጥሪ ክመፅእ ዝኸኣለ ፕሬዚዳንት ኬንያታ፥ ኣብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ሃገሮም ወሳኒ ስጉምቲታት ኣይወሰዱን…

ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ፀገም ኣቕርቦት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንከየጋጥሞም ሓገዝ ይግበር ኣሎ-ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ፀገም ኣቕርቦት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንከየጋጥሞም ሓገዝ ይግበር ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ ዓማዊል ኣቕርቦት ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣይተ ነብዩ በየነ÷ ቀጥታ ኢንቨስትመነት ወፃኢ፣ ኣብ…