Fana: At a Speed of Life!

ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሴኔጋል ዳካር ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 54 ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንኢሲኤ) ኣብ ሴኔጋል ዳካር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክካየድ ኢዩ። እቲ ኣኼባ ካብ 3 ክሳብ 9 ጉንበት 2014 “ናይ ኣፍሪካ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፋይናንስ ምግባር፤…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብትሑት ኣታዊ ዝመሓደሩ ኣባላት ማሕበረሰብ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከባ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝተውፃእፅኡ ብትሑት ኣታዊ ዝመሓደሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ። ኣብቲ እዋን ምክፋል መኣዲ ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ብሓምለዋይ ገደና ኣቢሎም ዝበቖሉ…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ቀጠቀነቀ ሳሕል ዝፍፀም መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝወሰኸ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብምዕራብ ኣፍሪካ  ቀጠቀነቀ ሳሕል ዝፍፀም መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝወሰኸ ገሊፆም። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብቲ ቀጠና ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ሃገራት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኒጀር ኒያሚ…

ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ትካላት ፋይናንስ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዝፈሸሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዓበይቲ ትካላት ፋይናንስ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዝፈሸሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ሰላምን ዕቤትን ኢትዮጵያ ብዘይደልዩ ሃገራት ዝሕገዝ ትካል…

3ይ ዙር ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። እቲ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ፥ ትማሊ ምሸት ፋሲል ከነማ ንወላይታ ዲቻ 3 ን 1 ኣብ ዝረትዐትሉ ፀወታ ኢዩ ፍፃምኡ ረኺቡ፡፡ ኣብ ሳልሳይ ዙር…

ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናይ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ብትልሚ ልምዓት ኣባይቲ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናይ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ብተወሳኺ ብንኡስ ፕሮግራም ልምዓት ኣባይቲ ገፀር ኣስታት 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣባይቲ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መነቓነቒ መድረኽ ዓውዲ ኣፍረይቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መነቓነቒ መድረኽ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም። እቲ መድረኽ “ ኦሮሚያ፣ ኢትዮጵያ…

ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ዝተፈለየ ርብርብ ክገብሩ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር፣ ተሰማዕነት ሃገርና ንምጥንኻርን ተበፃሕነትና ንምስፋሕን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ዝተፈለየ ርብርብ ክገብሩ ይግባእ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፀኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ዲፌንድ…

ኢትዮጵያ ናይ ምፍራስ እኩይ ትልሚ ምትሕብባር ታሪካዊ ፀላእትናን ናይ ውሽጢ ባንዳታትን ፍፁም ኣይዕወትን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 443 ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ሶላት ኣብ ኣብዝሓ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሰላም ምዝዛሙ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብዝሓ ፈተውቲ ሰላም ሰዓብቲ እቲ እምነት እቲ በዓል…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ምስ ተመዛበልቲ ብምዃን ኣኽቢረምዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስ ዝተመዛበሉ ብምዃን ኣኽቢረምዎ። እቲ በዓል ምኽኒያት ብምግባር ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኪልበቲ ረሱ ብምምዝባል ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ምስ ዝርከቡ…