ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 58 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ብዝገበሮ ፍተሸ ኢዩ 46 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 11 ነጥቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታን ዶብ ዝሳገር ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መጀመሪ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ መናእሰይን ዶብ ሰገር ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትር ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲነትን ፅንፈኝነትን ንምቅላስ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብሓባር ከምዝሰርሓ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ኣፍሊጠን Desta Jun 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲነትን ፅንፈኝነትን ንምቅላስ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብሓባር ከምዝሰርሓ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ኣፍሊጠን። ላዕለዎት ኣመራርሓ እተን ክልላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ክልለ ኦሮሚያ ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ቀፃሊ መጥቃዕቲታት ግብረ ራዕዲን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ዙልጃናህ ዝተብሃለ ሮኬት ጠፈር ኣወንጪፋ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢራን ዙልጃናህ ዝተብሃለ ሳትላይት ዝሽከም ሮኬት ጠፈር ምውንጫፋ ሚዲያ እታ ሃገር ፀብፂቡ። ቴህራን እታ ሮኬት ዘወንጨፈታ ብሄራዊ ናይ ጠፈር ፕሮግራማ ንምስህሕፋሕ ብምዕላም ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ይኹን እምበር ኣሜሪካ ቴህራን ዘወንጨፈታ ሮኬት ንዕላማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሰፊሕ ወፍሪን ስጉምቲን ይውሰድ ኣሎ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Desta Jun 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሰፊሕ ወፍሪን ስጉምቲን ይውሰድ ኣሎ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቲ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብምግላፅ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ይሰዓር ምህላዉ ስዒቡ ስፍሓትን ኣቀማምጣ ህዝቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ህንፀት በዓል 5 ደብሪ መንበሪ ህንፃ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብተለምዶ ጌጃ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ህንፀት በዓል 5 ደብሪ መንበሪ ህንፃ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ህንፀት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን፥ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሬትን ተበፃሕነትን መሰረተ ልምዓታት ብምርግጋፅ ጥንኩር ስርዓትን ሃገርን ክንሃንፅ ኢና – መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬትን ተበፃሕነትን መሰረተ ልምዓታት ብምርግጋፅ ጥንኩር ስርዓትን ሃገርን ክንሃንፅ ኢና ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኦሮሚያ ገሊፁ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት ንማሕበረሰብ ተረባሕቲ ዝገብሩ ዝተፈላለዩ መሰረተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጦር ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ወታደራዊ ናቑጣታት ዩክሬን መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመ ተሓቢሩ። ኣብ ርእሰ ከተማ ዩክሬን ኪየብ ዝተፈፀመ እቲ መጥቃዕቲ፥ ሓደ መንበሪ ኣባይቲ ህንጻን መውዓሊ ህፃናትን ከምዝዓነዉ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብምጥንኻር ዝተረጋገአት ሃገር ንምህናፅ ዝተጀመረ ስራሕ ክቕፅል ኢዩ – ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብምጥንኻር ዝተረጋገአት ሃገር ንምህናፅ ዝተጀመረ ስራሕ ከምዝቕፅል ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። እቶም ኣባላት ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ረብሐኦም ዝተረፎም ውሽጣዊ ልኡኻት ምስ ናይ ደገ ፀላእቲ ብምትሕብባር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 85 ሺሕ ሊትሮ ቤንዚን ባዕዲ ነገር ሓዋዊሱ እናሸጠ ዝነበረ ኦይል ሊቢያ መከፋፈሊ ነዳዲ ተዓሺጉ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ከተማ ወናጎ ልዕሊ 85 ሺሕ ሊትሮ ቤንዚን ባዕዲ ነገር ሓዋዊሱ እናሸጠ ዝነበረ ኦይል ሊቢያ መከፋፈሊ ነዳዲ ከምዝተዓሸገ መምርሒ ልምዓት ንግዲን ዕዳጋን እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ መምርሒ ወይዘሮ ምስጋና በራሶ፥ መንግስቲ ድሌት…