ተሰዓራይ ናይ ውርሲ ፀገም ከሕምመና እምበር ክስዕረና ኣይግባእን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ተሰዓራይ ናይ ውርሲ ፀገም ከሕምመና እምበር ክስዕረና ኣይግባእን” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዎ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ “ኢትዮጵያ ካብ ነባር ፀገማታ ተላቒቓ ኣብ ጎደና…