Fana: At a Speed of Life!

ዝተሰረዘ ተረባሕነት ዕድል ኣጎዋ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ ኩነታት ዝረኣየሉ ዕድል ኣሎ -ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋየ ይልማ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ሉኣላውነት ሃገርን ሓድነት ግዝኣት ንምሕላው ቀንዲ ተግባር መንግስቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሃዋሳ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሃዋሳ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ፋብሪካ ሕሩጭ ብበርኪ ሃገር ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ይህነፁ ካብዘለዉ 10 ፋብሪካታት ሓደ ኢዩ።…

ባንኪ ኣምሓራ ተመሪቑ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣክሲዮን ማህበር ባንኪ ኣምሓራ ሎሚ መዓንቲ ተመሪቑ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ። ኣክሲዮን ማህበር ባንኪ ኣምሓራ ስነ ስርዓት ምረቓን መጀመሪ ስራሕን ሎመዓንቲ ለገሃር ኣብ ዝርከብ  ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ባንኪ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ኣመሓዳሪ…

ስምምዕነት ክታም  መተግብሪ መመርምሪ ተሓከምቲ ድጂታል “ዌልነስ ፓስ” ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ክታም  መተግብሪ መመርምሪ ተሓከምቲ ድጂታል “ዌልነስ ፓስ” ተነቢሩ። ምኒስቴር ጥዕና እቲ መተግበሪ ናብ ስራሕ ንክኣቱ ምስ ማስተር ካርድን ከጋቪ ንከጄ ኤስ አይ ሎሚ ስምምዕነት ክታም ኣንቢሩ። ምኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብቲ…

ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝተረኸበ ውፅኢት ፍራምረ ሕርሻ ዝነኣድ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝተረኸበ ውፅኢት ፍራምረ ሕርሻ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝለምዐ 1…

እትልወጥ ዘላ ኣዲስ ኣበባ መርኣዪ መሪሕ ትምኒት እታ ሃገር ኢያ- ዘ ኢኮኖሚስት

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እትልወጥ ዘላ ኣዲስ ኣበባ መርኣዪ መሪሕ ትምኒት እታ ሃገር ኢያ ክብል መፅሄት ዘ ኢኮኖሚስት ፀብፂቡ። ዘ ኢኮኖሚስት ኣብ ፀብፃቡ፥ ኣብኢትዮጵያ ጎንፂ እኳ እንተነበረ ጉኒ ንጎኒ እቲ ጎንፂ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣዲስ ኣበባ ይሃንፁ ኣለዉ…

ንስርዓት ደርጊ ኣብ ምውጋድ ዝተኻየደ ብረታዊ ቃልሲ ግደ ህወሓት ካብ 25 ምኢታዊት ኣይበልፅን-ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስርዓት ደርጊ ኣብ ምውጋድ ኣብ ዝተኻየደ ብረታዊ ቃልሲ ግደ ህወሓት ካብ 25 ምኢታዊት ከምዘይበልፅ መስራቲን ኣመራርሓን ነበር እቲ ፓርቲ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽዮን ገሊፆም። ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽዮን አይተ መኰንን ዘለለውን ምስ መሶብ ፋና ፃንሒት…

1 ሺሕን 127 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 127 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እቶም ሽዱሽተ ህፃናት ከመዘኾኑ ተሓቢሩ። እቶም ተመለስቲ ዘድሊ ክንክንን ሓገዝን ብምግባር ናብ ዝተዳለወሎም መዕረፊ ማእኸላት ክኣትዉ…

ኣብ ዩንቨርስቲታት ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ሃሊዩዎም ዝተፈላለየ መፀውዒ ዝሓዙ ዓውዲታት ትምህርቲ ስያመኦም ክስተኻኸል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩንቨርስቲታት ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ሃሊዩዎም ዝተፈላለየ መፀውዒ ዝሓዙ ዓውዲታት ትምህርቲ ስያመኦም ክስተኻኸል ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብምትሕብባር መስተኻኸሊ ስያመ ፕሮግራም ቅድመ ምረቓ…

ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣10  ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ታኒዛኒያ ሽብሩ ማሞ ሓቲቶም። ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ታኒዛኒያ ዶክተር…