Fana: At a Speed of Life!

ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም።

ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም። ብዙሕነትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን መግለፂኣ ዝኾነት ኢትዮጵያ ወናኒት ምዝዛም ክረምቲ ዘብስሩ ትውፊታት ኢያ። ካብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ደናግል ጎራዙ ናብ ኣደባባይ ብመውፃእ ዘስመዐኦም ህብረ ዝማሬታት ኣብ ሰሜን ክፋል…

ሎሚ ዝፍልም መበል ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ኣዋርሕ ብሓዱሽ ዘበን ውድድር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ ሃንቀውታ ብዙሓት ዝኾነ ፕሪሚየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ብምሓዝ ሎሚ መበል ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሩ ክፍልም ኢዩ። ሎሚ ኣብ ደርቢ ለንደን ዌስትሃም ዩናይትድ…

ካብ መመሓየሺ መሃያ ተተሓሒዙ ዘየድሊ ወአላስፈላጊ ዋጋ በሚጨምሩ ነጋዴዎች ላይ ርምጃ ይወሰዳል

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ መመሓየሺ መሃያ ተተሓሒዙ ኣብ መሰረታዊ ጠለባት ኣድላዪ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ከየጋጥም ቁፅፅር እናተገበረ ይርከብ ኢሉ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ፡፡ ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ኣይተ ኣሸናፊ ብርሃኑ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷…

ዘመድ ጆርጅ ዊያ እየ ኢሉ ብምትላል ንሳውዛምፕተን ዝፈረመ ተፃዋታይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ካብ ብሓሶት መንነት ዝፍለጡ ተፃወትቲ ውሽጢ ዓሊ ዲያ እቲ ሓደ እዩ። ደገፍቲ እንግሊዛዊ ክለብ ሳውዛምፕተን “ዓሊ ዲያ ሓሳዊ” ብምባል ይፅውዕዎ። ዓሊ ዲያ ሓሳዊ ዘበሎ ጉዳይ ኣብ 1996 ዓ.ም.ፈ ዝተፈፀመ ኮይኑ፡…

ምምሕያሽ ደሞዝ ግልግሎት መንግስቲ ውፅኢታዊነት የዕቢ – ምሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ምምሕያሽ ደሞዝ ስሉጥን ተበፃሕን ግልግሎት መንግስቲ ንምሃብ የክእል እዩ ኢሎም ምሁራት ቁጠናዊ ሃፍቲ። ሰብ ሙያ ቁጠባዊ ሃፍቲ ቆስጠንጢኖስ በርሀ (ዶ/ር) ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ምምሕያሽ ደሞዝ ፅዕንቶ ሰራሕተኛታት…

ግደ ምሁራት ኣብ ብሄራዊ ምርድዳእ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምሁራን ንብሄራዊ ምርድዳእ ናይ ባዕሎም እጃም ክገብሩ ኣለዎም ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ። እቲ ኮሚሽን “ግደ ምሁራት ንውፅኢታዊ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል ጉዳይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝርከቡ ኩሎም ምሁራን ተወከልቲ ዩኒቨርስቲታት…

ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ሎሚ ተፈፂሙ። ኣብ’ቲ ሰርዓተ ቀብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስድራ እቲ ኣርቲስት፣ ናይ ሙያ መሓዙትን ደገፍቲን ተረኺቦም። ኣርቲስት ደበበ ንኪነ ጥበብ…

ህንፀት መገዲ ቅልጣፈ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ንርክብ ንግዲ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕዙዝ ረብሓ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት መገዲ ቅልጣፈ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት እቲ ንዞባ ትገብሮ ርክብ ንግዲ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ዕዙዝ ረብሓ ኣለዎ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ፡፡ ዕላዊ ስነ ስርዓት መጀመሪ ህንፀት እቲ መገዲ ቅልጣፈ ሎሚ…

ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ትልምታት ጠመተ ሂብካ ምፍፃም ይግባእ-ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ትልምታት ጠመተ ሂብካ ምፍፃም ይግባእ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። ኣብ እወንታዊ ኣጋጣሚታት ብምድራኽን ብድሆታት ናብ እወንታዊ ፅዕንቶ ብምልዋጥን ብጥንካረ ምስራሕ ከምዝግባእ እውን…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ህንፀት ስሉጥ መገዲ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ልዑል መስመር ንግዲ ዝኾነ ህንፀት ስሉጥ መገዲ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ኣጀሚሮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ስሉጥ መገዲ ሚኤሶ-ድሬዳዋ መንግስቲ ዓውዲ ትራንስፖርት ዘበናዊ ንምግባር ዘለዎ…