መንግስቲ ፈረንሳይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወት ንዘጋጠሞም ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥብ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፈረንሳይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወት ንዘጋጠሞም ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥብ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ።
እቲ ፕሮጀክት ንምትግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስቴር ጥዕናን ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ተፈሪሙ።…