ንኣህጉራዊ ሰላምን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካን ተሞክሮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብምውሳድ ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኔፓድ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣህጉራዊ ሰላም ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝኸውን ተሞክሮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብምውሳድ ብሓባር ብምውዳብ ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ሓዱሽ ምሕዝነት ንልምዓትን ሓድነትን ኣፍሪካ (ኔፓድ) ወይዘሮ ናርዶስ በቀለ ገሊፀን፡፡
እተን ዋና…