Fana: At a Speed of Life!

ምስ ህዝቢ ድሕሪ ዝተገበረ ዘተ ብዝተሰርሐ ሰላምን ሕጊን ናይ ምኽባር ስራሕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህዝቢ ድሕሪ ዝተገበረ ዘተ ብዝተሰርሐ ሰላምን ሕጊን ናይ ምኽባር ስራሕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን እናተወሰደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ፥ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ ዝተጀመረ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ሰላም ንኽህሉ ኣጠንኪራ ክትሰርሕ ኢያ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ሰላም ንኽህሉ ኣጠንኪራ ከምትሰርሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኢትዮጵያውያን ደለይቲ ሰላም ከምዝኾኑ ዓለም ከምዝመስከረ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ከያኒ ዳዊት ነጋ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ከያኒ ዳዊት ነጋ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8፡ ክፍፀም ኢዩ። ከያኒ ዳዊት ነጋ ብ1979 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዱ ዝዓበየን ዝተምሃረን እንትኸውን፥ ገና ወዲ 10 ዓመት እንከሎ ወለዱ ብሞት ከምዝተፈልይዎ ኣብ ሓደ…

ኣታዊ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 4 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ብመሰረት ዝተሰርሐ ሪፎርም ኣታዊኡ ካብ ዝነበሮ 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ናብ  4 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ክብ ከምዝበለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብሪሆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት…

ድሕሪ ለውጢ ዘጋጠሙና ፈተናታት ከመይ ሓሊፍናዮም ዝብል ምርኣይ ግቡእ ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ  ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንዝቐረበሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ብብርኪ ሃገር ድሕሪ ለውጢ ኣብ ከይዱ ዘጋጠሙ ዕንቅፋታት ብትኽክል…

ዝፈረሰ ኣእምሮ ሃገር ኣይሃንፅን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ዝፈረሰ ኣእምሮ ሃገር ኣይሃንፅን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ  ዝህቡዎ መልሲ ዘዳምፅ 6ይ ቤት ምኽሪ 1ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብቃል ዝህቡዎ መልሲ ዘዳምፅ 6ይ ቤት ምኽሪ 1ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ። እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝተፈላለዩ…

ዳያስፖራ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትእኽኻብ ሃፍቲን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ጎንፂ ንዝበፅሐ ጉድኣት ዝኸውን ዳያስፖራ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትእኽኻብ ሃፍቲን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ክብለየ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ…

ስርዓት ድጎማ ነዳዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ተግባራዊ ክግበር ኢዩ- ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ድጎማ ነዳዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ተግባራዊ ክግበር ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣፍሊጠን። እተን ሚኒስትር፥ ነዳዲ ኣብ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን  ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ቁልፊ ግደ ኣለዎ ኢለን። ምስ…