Fana: At a Speed of Life!

ሳልሳይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ናይጄሪያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ናይጄሪያ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ስዒቡ ሳልሳይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ናይጄሪያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ እነት ሃገራት ዝተስማዕማዓሎም ክልተኣዊ…

ውሩይ ድምፃዊ ዳዊት ነጋ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩይ ድምፃዊ ዳዊት ነጋ ትማሊ 5 ሰነ 2014 ዓ.ም ሰዓታት ኣጋግዘ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዱ ዝዓበየን ዝተምሃረን ድምፃዊ ዳዊት ነጋ፥ ገና ወዲ 10 ዓመት እንከሎ ወለዱ ብሞት ከምዝተፈልይዎ ኣብ ሓደ ፕሮግራም ቴለቪዥን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሉዊጂ ዲ ማዮ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስተር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

መድረኽ መጠቓለሊ ዘተ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ኣብ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ መጠቓለሊ ዘተ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣዳራሽ ኣባ ገዳ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ማሐበረሰብ ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ብዘተ ብምፍታሕ ዘላቒ ሰላም ምምፃእ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር…

ፀረ-ህዝቢ ሓይሊታት ኣብ ምጥፋእ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ተዋዲዱ ውፅኢታዊ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀረ-ህዝቢ ሓይሊታት ኣብ ምልቃም ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ተዋዲዱ ውፅኢታዊ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ካብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ምዕራብ ኣርሲ፣ ምዕራብን ምብራቕ ጉጅ፣ ባሌን ኣርሲን ከምኡ እውን…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተወሳኺ ሚዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተወሳኺ ሚዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየዱ ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሓንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂን ብሪን ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ወርቁውሃ ጌታቸውን ዘርፌ…

ጦር ሩሲያ ዓቢዪ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ዓቢዪ ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ነይሮምዎ ዝተብሃለ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ። ኢንተርፋክስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ፥ ሓይሊታት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ክልል ተርኖፒል ዝርከብ ኣፅዋር ኣሜሪካን ኣውሮፓን ኣፅዋራት…

ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዓቕመ ደካማታት ዝውዕልን ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዓቕመ ደካማታት ዝውዕልን ሓገዝ ናውቲ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገይሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣይተ ደበሌ ቃለታ 3 ሺሕን 500 ኩንታል ሲሚንቶን 26 ሺሕን 890 ቆርቆሮታትን ኣብ ክፍለ ከተማ…

ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ማሞ መንግስቱን አትሌት ዝናሽ ጋረደውን ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝተኻየደ መበል 38 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም፡፡ ኣብቲ ውድድር ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነትን ተቀዳሚ ከንቲባ ከተማ ባህርዳር…

ዘላቒ ሰላም ከተማታት ንምርግጋፅ ሓገዝ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ወሳኒ እዩ ክብሉ – ዶክተር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ከተማታት ንምርግጋፅ ሓገዝ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ወሳኒ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ምስ ተወከልቲ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን  ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ…