ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅነ ኣሸንዳ… Desta Aug 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅነ ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ካብ 16 ነሓሰ ክሳብ 16 መስከረም ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ኢዩ ይኽበር። ብባህላዊ መመላኽዒ ዝያዳ ፀቢቐንን ማዕሪገንን፣ ጋመ ተቖኒነን፣ ኩትሻ ኣብ እዝነን ሕንቆ መስቀልን ባቡር መስቀልን ኣብ ክሳደን ገይረን፣ ኮንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ናይ ኩሉ ግዘ እሙን ኣገልጋሊ ኢትዮጵያ ነይሮም – ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ Desta Aug 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ናይ ኩሉ ግዘ እሙን ኣገልጋሊ ኢትዮጵያ ነይሮም ኢለን ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ። መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጣነ ተወሳኺ እሴት ታክስ 15 ሚኢታዊ ኮይኑ ንኽቕፅል ተወሲኑ – ሚኒስቴር ገንዘብ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ብመሰረት መመሓየሺ ኣዋጅ ተወሳኺ እሴት ምጣነ ተወሳኺ እሴት ታክስ 15 ሚኢታዊ ኮይኑ ንኽቕፅል ተወሲኑ ኢሉ፡፡ ነባር ኣዋጅ ተወሳኺ እሴት ታክስ ካብ ምጣነ ወፃእ ካልኦት መመሓየሺታት ብምክታት ድሕሪ ልዕሊ 3 ዓስርተ ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየዱ ጉባኤታት ንሓምለዋይ ዲፕሎማሲ ምጥቃም ይግባእ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየዱ ኣህጉራዊን ዓለም ለኸን ጉባኤታት ንስራሕቲ ሓምለዋይ ዲፕሎማሲ ምጥቃም ይግባእ ኢሎም ምሁራን ዓለም ለኸ ርክብ፡፡ ምሁር ዓለም ለኸ ርክብን ዲፕሎማሲን ብሩክ ሃይሉ (ፕ/ር)፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ ሰሙናት ተተኣናግዶ 2ይ ጉባኤ…
ቢዝነስ ሸርፊ ወፃኢ ዘትርፉ 96 ዓይነት ፍርያታት … Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ሸርፊ ወፃኢ ዘትርፉ 96 ዓይነት ፍርያታት ኣብ ውሽጢ ሃገር እናፈረዩ ይርከቡ ኢሉ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣያና ገብሬ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ መንግስቲ ኣታዊ ንምድንፋዕ ሸርፊ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ዝተመደበኦ ዓውዲ ልኡኽቶ ክኣትዋ ኢየን Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ዝቕፅሉ ዓመታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ዝተመደበኦ ዓውዲ ልኡኽቶ ክኣትዋ ኢየን ኢሉ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ትምህርቲ ኮራ ጦሽኔ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተገበረ መመሓየሺ መሃያ ፅዕንቶ ናብራ ሰራሕተኛ መንግስቲ ንምቅላል ልዑል ግደ ኣለዎ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፌዴሬሽን ማህበራት ሰራሕተኛ ኢትዮጵያ ዝተገበረ መመሓየሺ መሃያ ፅዕንቶ ናብራ ሰራሕተኛ መንግስቲ ንምቅላል ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሉ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ኮንፌዴሬሽን ኣይተ ካሳሁን ፎሎ ከምዝበሉዎ፤ መንግስቲ ብምኽባር ናብራ ቀጥተኛ ተጎዳእቲ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ብዝሐሸ ትግሃትን ቆራፅነትን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ኩሎም ኣመራርሓን ኣባላትን ብዝሐሸ ትግሃትን ቆራፅነትን ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ሴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ቀዋሚ ደሞዝ ተኸፈልቲ ዜጋታት ፅዕንቶ ናብራ ንምቅላል ቆራፅ ቅዋም ሒዙ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ mizan mekonen Aug 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ቀዋሚ ደሞዝተኛታት ፅዕንቶ ዜጋታት ንምቅላል ቆራፅ ቅዋም ሒዙ እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ። ሚኒስቴር ገንዘብ ሪፎርም ግልጋሎት መንግስቲ ናብ ሙሉእ ተግባር ምእታው ስዒቡ ካብ ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ኣፍልጦ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ኲናት ብቕልጡፍ ጠጠው ክብል ክገብሩ ይኽእሉ ኢዮም – ትራምፕ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ጠጠው ከብሉዎ ይኽእሉ ኢዮም ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ምስ ዩክሬን መዘነኦም ኣብ ዋሽንግተን ንምዝርራብ ካብ ዝሓዙዎ ቆፀሮ ኣቐዲሞም ኣሜሪካ ተቕርቦ…