ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲ ገርጂ ተዓዚበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ዘህነፆም ዘበናዊ መንበሪ ኣባይቲ ገርጂ ተዓዚበን።
እተን ከንቲባ ኣብ ዑደተን ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ሓጺር እዋን ከምዚ ዝበለ ግዙፍ ፕሮጀክት ኣብታ ከተማ…