Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ዘተ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዲያስፖራ ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዲያስፖራ ግድኡ ንክዋፃእ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ፃውዒት አቻቕሪቡ። “ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደ ዲያስፖራን ተመክሮ ካልኦት ሃገራትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ።…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸከፈተ ኲናት ሓበሬታ ብሓበራዊ ፃዕሪ ድሕንነት ሳይበርን ካልኦት ትካላትን እናተመከተ ይርከብ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸከፈተ ኲናት ሓበሬታ ብሓበራዊ ፃዕሪ ድሕንነት ሳይበርን ካልኦት ትካላትን እናተመከተ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ 30 ሰነ 2014 ዓ.ም ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ…

ኣብ ኣሜሪካ ልዑል ዋዒ ዘበገሶ ባርዕ ሓዊ ብቕፅበት ይሰፍሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ልዑል ዋዒ ዘበገሶ ባርዕ ሓዊ ብቕፅበት ይሰፍሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ኣሜሪካ ፀገም ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ። ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርኒያ ዮሴሚት ኣብ ፅግዓ ብሄራዊ ፓርክ  ልዑል ዝኾነ ባርዕ ሓዊ ብቅልጡፍ…

ኢትዮጵያ ተካይዶ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ዶብ ዘለል ብፅሒት ከምዘለዎ ሙሁራን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተካይዶ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ዶብ ዘለል ብፅሒት ከምዘለዎ ሙሁራን እቲ ዓውዲ ገሊፆም። ዓለም ብለውጢ ንብረት ኣየር ኣብ እትሕመሰሉ እዋን ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰር ንእዋኑ ዝጠልብ ስራሕ ከምዝኾ እቶም ሙሁራን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ዓለም ለኻዊ ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ዓለም ለኻዊ ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ጄኔቫ ዝተኻየደ ዘተ ስዒቡ ዝተገበረ ከምእዝኾነ ተገሊፁ። እቶም…

ኣባላት ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን እናተዛተዩ ከምዝኾኑ መንግስቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ግቡእ ምስ ዘለዎም መዳርግቲ ኣካላትን እናተዛተዩ ከምዝኾኑ መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ  ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ።…

ውድብ ጥዕና ዓለም ዝለኣኾ 4 ነጥቢ 8 ሜትሪክ ቶን እታወታት ሕክምና ናብ ትግራይ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ዝለኣኾ 4 ነጥቢ 8 ሜትሪክ ቶን እታወታት ሕክምና ናብ ክልል ትግራይ መቐለ ኣቲዩ። እቲ ሓገዝ ሓደ ሜትሪክ ቶን ዝኸውን መድሓኒት ሕማም ሳምቡእ፣ 3 ነጥቢ 8 ሜትሪክ ቶን ድማ ንህፁፅ ስራሕቲ መጥባሕቲ ዘገልግሉ እታወታት ጥዕና…

ኣብ ካልኣይ ዓለም ዘበን ስራሕ ንሰላም፣ ፀፅታን ድሕንነትን ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዓለም ዘበን ስራሕ ንሰላም፣ ፀፅታን ድሕንነትን ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያያውያን ብሰላም…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ምስ ኩባኒያ ጃፓን ውዕሊ ስምምዕነት ዕድጊት 360 ሚሊየን ብር ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ፊቸርበድ ኢንተርናሽናል ሊሚትድ  ኩባኒያ ጃፓን ውዕሊ ስምምዕነት ዕድጊት ማሽነሪ ፅገና መገዲ 360 ሚሊየን ብር ከቲሙ። እቲ ዕድጊት ስምምዕነት ብዓለም ለኸ ኤጀንሲ ትሕብብር ደገፍ ገንዘብ ዝተመቻቸወ ዕድጊት ማሽነሪ ፅገና መገዲ…

1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓደ ህፃን እንትኸውን፥ እቶም 1 ሺሕን 75 ደቂ ተባዕትዮ…