Fana: At a Speed of Life!

ብዘይ ኣግባብ ትርፊ ንምርካብ ዝሰርሑ ሰብ ሃፍቲ ስርዓት ንምትሓዝ ከምዝስራሕ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4ሰነ ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ብዘይ ኣግባብ ትርፊ ንምርካብ ዝሰርሑ ሰብ ሃፍቲ ስርዓት ንምትሓዝ ከምዝስራሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ሎሚ ኣብ ዶከም ብውልቀ በዓል ሃፍቲ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ኣብ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታን ቂርቆስን ዝሳለጡ ዘለዉ ናይ 60 መዓቲታት ኣፈፃፅማ ፕሮጀክትታት ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስን ልደታን እናተሳለጡ ዝርከቡ ናይ 60 መዓልቲታት ኣፈፃፅማ ፕሮጀክትታት ተዘዋዊረን ዑደት ገይረን። እተን ከንቲባ ኣብተን ክፍለ ከተማታት ብፍሉይ ኩነታት ዝሳለጥ ዘለዉ ሰብ ተኮር ፕጀክትታት በቢእዋኑ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዱሽ ምስ ዝተሾለሙ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚካኤል ሃመር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዱሽ ምስ ዝተሾለሙ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚካኤል ሃመር ተዛቲዮም። ኣብ ቲ ዘተ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ጎንፂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ኣቕርቦት ሰብኣዊ…

ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት ዘረባታት ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት ዘረባታት ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ ወይ እውን ከምዘይደለየ ዝተገበረ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ብፌስቡክ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት መልእኽቲታት ኣብ ሚያንማር ጅምላ ጭፍጨፋ ከምዘስዐቡን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሕተመ ዝነበረ ውልቀሰብን በቲ ገንዘብ እናተገልገሉ ዝነበሩ ተምሃሮን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሕተመ ዝነበረ ውልቀሰብን በቲ ገንዘብ እናተገልገሉ ዝነበሩ ተምሃሮን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ሕሶት ገንዘብ እናሓተመ…

ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ብግልፂ ተዛራሪብካ ምርድዳእ ምፍጣር ጉዳይ ህልውና ኢዩ – ኣይተ ታዬ ደንዳኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሃገራዊ ዛዕባታት ብግልፂ ተዛራሪብካ ምርድዳእ ምፍጣር ጉዳይ ህልውና ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንዳኣ ገሊፆም። መካተቲ ብሄራዊ ምኅክር ንብሄራዊ ምርድዳእና፣ ንዘላቒ ሰላማትናን ሓድነትናን ብዝብል መሪሕቃል ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር…

ሓደጋ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ናይ ምዕባይ ተግባር እናተሳለጠ ይርከብ – ብሄራዊ ኣገልግሎት…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ናይ ምዕባይ ተግባር እናተሳለጠ ከምዝርከብ ዳይሬክተር ጄነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። “ግብረ ራዕዲ ብምክልኻል…

1 ሺሕን 169 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 169 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ኩሎም ዜጋታት ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…

ራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ምኽንያት ብምግባር ኣብ መላእ ሃገር ምድላው ኳዕቲ ጉድጓድ ተገይሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ምኽንያት ብምግባር ኣብ መላእ ሃገር ምድላው ኳዕቲ ጉድጓድ ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ሓምለዋይ ኣሰር 2014…

ስግግር ምርምርን ቴክኖሎጂን ንምስላጥ የኽእል እዩ ዝተብሃለ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ዩኒቨርሲቲን ኢንዱስትሪን ብምምስራት ስግግር ምርምርን ቴክኖሎጂን ንምስላጥ የኽእል እዩ ዝተብሃለ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘፅነዖ መፅናዕቲ ምስ ኣካላት ሰብ ግደ እናመኸረ እዩ፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት ስግግር…